ምስ le programme LIA (langue, inclusion, animation) - ምምሕያሻ ኣብ ስፖርት ወይ መዘናግዒ ንምስራሕ ቋንቋ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሕያሻ ኣብ ስፖርት ወይ መዘናግዒ ንምስራሕ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ le programme LIA (langue, inclusion, animation)

ኣዳላዊ Kabubu Paris ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 15 jours

እዚ መደብ እዚ ርክብ ንምምሕያሽን ኣብ ስፖርት ወይ መዘናግዒ (ንኣብነት፡ መራሒ ንጥፈታት፡ ኣሰልጣኒ ስፖርት፡ መምህር ንምዃን ወዘተ ...) ንዝግበር ምድላይ ስልጠና ወይ ስራሕ ንምድላውን ናይ ኣስታት 4 ኣዋርሕ መደብ ኡ ።

እቲ መደብ ነዞም ዝስዕቡ ተግባራት የሰለስል

  • ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ናብ ደረጃ B1 ንምብጻሕ
  • DELF (ዲፕሎማ መጽናዕቲ ቋንቋ ፈረንሳ) B1 ምድላው
  • ምስታፍ ኣብ ስፖርታዊ መደባት
  • ኣቀራርባ ኣብ ኣብ ስፖርትን መዘናግዕን ሞያታት ዝቐርብ
  • ምስታፍ ሞያዊ ዓውደ መጽናዕትታት
  • ምክያድ ኮምፒተር ንምጥቃም ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት
  • ንማሕበራውን ምምሕዳራውን ኣገባባት ዝግበር ደገፍ።
ምፍላጡ ዘገድስ ናይ እዚ ዓመት ኣዚ መደብ ካብ 2 ሕዳር 2026 ክሳብ 4 መጋቢት 2027 ዝዳሎ እዩ።
ኣብ ሰሙን 21 ሰዓታት ትምህርቲ ኣሎ፡ ሰሉስ፡ ረቡዕን ሓሙስን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ንንውሓት ናይቲ መደብ ብድምር 178 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ን ኣብ ዝስዕብ ንገራት ዘተኮረ እዩ ፤

  • ምምሃር ስነ-ቓላት ስፖርትን መዘናግዕን ምምሃር
  • ምምሕያሽ ኣብ ምንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ርክብ ምምሕያሽ
  • ንDELF (ዲፕሎማ መጽናዕቲ ቋንቋ ፈረንሳ) ምድላውን ምውሳድን B1.

  • ምድላይ ምስ ክእለት ዕላማኹምን ዝሰማማዕ ስራሕ ድለዩ
  • ምኽኣል ኮምፒተር ክትጥቀም
  • ስራሕ ወይ ስልጠና ከመይ ጌርካ ከም እትደሊ ምፍላጥ፡ CV ሲቪ፡ ዕድል ስራሕ፡ ምድላው ቃለ መሕትት።

  • ምርካብ መብርሂ መሰሲ
  • ምርካብ ማሕበራውን ስድራቤታውን ሓገዛት ምሕታት፣ መንበሪ ምርካብ፣ ናይ ጥዕና ቆጸራታት (ኣካላውን ኣእምሮኣውን ሓገዛት) ምውጻእ፣ ናይ ባንክ ሕሳብ ምኽፋት ዝምልከት ምኽሪ ወዘተን ...

ከመይ ንገብሮ?

Lieu d'accueil

  • 13 Rue Santeuil, 75005 Paris, France
Passer la carte
Chargement de la carte...

Liens utiles