ምምሃር ፕሮፌሽናል ቋንቋ ፈረንሳ ክትክእሉ
ምስ ምስ PARLER PRO : communiquer, s'insérer, évoluer

ኣዳላዊ GRETA-CFA Lorraine Sud ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 20 jours
እዚ ኣብ ሰሙን 2 ክልተ መዓልትን ፈረቓን ትምህርቲ ፈረንሳ ን ኣብ እዞም ዝስዕቡ ነገራት ምስራሕ ዘጠቓለል፤
- ፈለማ ኣብ ስራሕ ኣብ ናይ ሓቂ ህይወት ኩነታት ምዝርራብ ምምሃር ዝዓመ እዩ
- ከምኡውን ንደረጃ ፈረንሳ ንምርግጋጽ ን DCL (Diplôme de Compétence en Langue) ምድላውን ምውሳድን ።
ንምስታፍ ግድን ክማልኡ ዘለዎም ነገራት፤
- ስደተኛ፡ ወይ ተጠቃሚ ንኡስ ሓለዋ፡ ወይ ሃገር ዘይብሉ ክኸውን ሰብ ምኳን
- ወይ ድማ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልአ መንበሪ ፍቓድ ሒዞም ዝጸንሑን ኣብ OFII CIR (Republican d'intégration républicaine ) ዝፈረምኩምን ምዃን ።
- ብናይ ምዝራብን ጽሑፍን ፈረንሳ A1 ደረጃ ክህልዎም
- ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል ተመዝጊቡ ስራሕ ትደልዩ ምዃን ።
ኣብ መወዳእታ እቲ ኮርስ ደረጃ A2 እንተዘይተበጺሑ ኣብ ክልተ ክፍለ ግዜ ምክፋል ይከኣል ።

ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- 14 Rue de Thurin, 88100 Saint-Dié-des-Vosges
- 03 29 62 53 56
- greta-lorraine-sud@ac-nancy-metz.fr
Passer la carte
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
ELODIE-GLSኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
Mimi63ተርጓሚ/ሚት
Marwa ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት