ምስ Avec Intégracode - ምርካብ ዕድል ን ምምሃር ፣ ንመኪና መምርሒ ፍቓድ ናይ ቃል ፈተና - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ዕድል ን ምምሃር ፣ ንመኪና መምርሒ ፍቓድ ናይ ቃል ፈተና

ምስ ምስ Avec Intégracode

ኣዳላዊ Réseau Mob'In France ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 11 jours

እዚ ስልጠና ወይ ትምህርቲ ናይ 200 ሰዓታት ዝወሃብ ስልጠና ዝውሃብ ኮይኑ፣ (ን ከባቢ 12 ሰሙናት ዝወሃብን) ንምጽናዕቲ ኣገደስቲ ቓላት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ምጽናዕ ተጠቓልል፣ ከም ዝፍለጥ እዚ ምጽናዕ እቲ ኮድ ናይ መገዲ ናይ ቃል ፈተና code de la route. ንምውጻእ መምርሒ ፍቓድ ንምውጻእle permis de conduire. ካብ ክማላይ ዘለዎ ቕድመ ኹነት እዩ።

ንስኹም እውን ፣ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ ምስ ኣረጋገጽኩም ፣ ምድላው ንምምሃር ሕጊ ምምራሕ መኪና auto-école. ክትገብሩ ትኽእሉ ምዃንኩም ፍለጡ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምምሃር .ምእንቲ እቲ ንፈተና ንምድላውን ንምልሕላፍን፣ ክሕግዙና ኣብ ሕጊ ምምራሕ መኪና ዝጠቕሙ ፍሉያት ቃላትን ሓረጋትን ንምፍላጥ ዝሕግዙ ክንሽምድ ዶምን ምኽኣል ፤

  • ኣብ መደባትና ብምስታፍ፣ መዓልታዊ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትኩም ን መዓልታዊ ህይወት ዝኸውን ምምሕያሽ ክትክእሉ።

  • ምምሃር ዝያዳ ናጻ ክትከውንን ብቐሊሉ ክትዘውርን ተማሃር።
  • ንምርዳእ ንህይወት ፈረንሳ ምርዳእ: ዜግነት: ክብርታት ሪፓብሊክ: ከምኡውን ክኽበር ዘለዎም መሰላትን ግቡኣትን:

ከመይ ንገብሮ?

ከምኡው ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዞባ ዘለዉ ወከልትና ንምርካብ እዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስነ ካርታ ብግቡእ ተዓዚብኩም ዝርከቡሎም ቦታታት ክትፈልጥዎን ክትረኽብዎምን ትኽእሉ ኢኹም፣

ምፍላጥ ዘገድስ! ኣስተውዕሉ፣ መደብና ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን መላት ኣብ ኢልደፍራንቸ Ile-de-France.የብልናን
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

6 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • maude-mob'inተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles