ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ'université Paris (5ème)
ምስ ምስ DU FLE Sorbonne Alliance - Université Paris 1 Panthéon-Sorbonne
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université Paris 1 Panthéon-Sorbonneኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእዚ ብ DU FLE Sorbonne Alliance ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ትሕተ-ቅርጺ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም ዘኽእል ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ እዩ ።
እዚ FLE SA (French Foreign Language Sorbonne Alliance) ዝበሃል ናይ ኣስታት 450 ሰዓታት ስልጠና ዝወሃብ ኮይኑ፤
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ባህላዊ ንጥፈታት፣
- ኣብ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲኹምን ሞያዊ ፕሮጀክትኩምን ንምህናጽ ደገፍ።
እቲ ስልጠና ንኽልተ ሰሚስተራት (9 ኣዋርሕ)፣ ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ ድሕሪኡ ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት ዝወሃብ እዮ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዝተዋህበ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
admin-duparis1ተርጓሚ/ሚት
foxtrotተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
ellaተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
maria_zenheianተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
ange242ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት