ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሴንት ደኒስ Saint-Denis ፈረንሳ ተማሃሩ
ምስ ምስ DUPasserelle / Université Paris 8 Vincennes Saint-Denis
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université Paris 8ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 mois
ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Passerelle ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእል።
እዚ ን480 ሰዓታት ዝጸንሕ ናይ DU Passerelle FLE ስልጠና ኮርስ ንናይ ስደት ተማሃሮ ኣብ ውህደት ዩኒቨርሲቲ፤
- ናይ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ግብራውያን ክፍልታት
- ኣብ ፈረንሳ ኣካዳሚያውን ሞያውን ፕሮጀክትኩም ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ...
ኣዝዩ ኣገዳሲ!
ግብሪ ዝከፈልክሉ ወረቐት ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኢዩ ፣ ዋላ ግብሪ እንተዘይከፈልካ ናይ ግብሪ ምልክታኻ ክትሕሉ ኣለካ።
ብዙሓት ምምሕዳራትን ህዝባዊ ኣገልግሎታትን ነዚ ሰነድ ተጠቒሞም ኣገባባት (ሓገዝ እቲ ስልጠና ንኽልተ ሰሚስተር (8 ኣዋርሕ) ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ካብ ሕዳር ክሳብ ሓምለ እዩ።
ግብሪ ዝከፈልክሉ ወረቐት ብጣዕሚ ኣገዳሲ ኢዩ ፣ ዋላ ግብሪ እንተዘይከፈልካ ናይ ግብሪ ምልክታኻ ክትሕሉ ኣለካ።
ብዙሓት ምምሕዳራትን ህዝባዊ ኣገልግሎታትን ነዚ ሰነድ ተጠቒሞም ኣገባባት (ሓገዝ እቲ ስልጠና ንኽልተ ሰሚስተር (8 ኣዋርሕ) ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ካብ ሕዳር ክሳብ ሓምለ እዩ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት ስልጠና ዩኒቨርሲቲ ፓሪስ Vincennes Saint-Denis.ቪንሰን ሴንት ደኒስ ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
sarah jacquardኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
laetitia-p8ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ