ምስ Ateliers sociolinguistiques - ምምሃር ኣብ ቬኒሲዮ Vénissieux ንመዓልታዊ ህይወት ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ኣብ ቬኒሲዮ Vénissieux ንመዓልታዊ ህይወት ፈረንሳ

ምስ ምስ Ateliers sociolinguistiques

ኣዳላዊ Centre social de Parilly ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 17 jours

ምምሃር ትምህርቲ ፈረንሳ ምስ ሞያዊ መምህርን ወለንተኛታት ጉጅለን ንኣብ ዝስዕብ ነገራት ፤

  • ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣገባብ (ብዘረባን ብጽሑፍን)
  • ምርዳእ ሕብረተሰብን ህይወትን ፈረንሳ
  • ምዃን ኣብ መዓልታዊ ዕማማት ርእሰ-ምምሕዳር
ምፍላጢ ዘገድስ ንኽትሳተፍ ኣብ ፈረንሳ ን5 ዓመት ዘይመልእ መንበሪ ፍቓድ ሒዝካ ክትነብርን ምስ OFII CIR ( Contrat d’Intégration Républicaine) ዝፈረምኩም ልዃን
እቲ ስልጠና ንተጠቀምቲ ግዝያዊ ሓለዋ እውን ክፉት እዩ።

ናይ ምዝገባ ክፍሊት :
- ኣብ ቬኒሲዮ ትነብር እንተኾንኩም 22 ዩሮ
- ኣብ ካልእ ከተማ ትነብር እንተኾንም 32 ዩሮ።እዩ ዋግኡ
ምፍላጡ ዘገድስ 2 ክፍለ ግዜታት ናይ 1 ሰዓትን 30 ደቓይቕን ኣብ ሰሙን (ናይ ቤት ትምህርቲ ዕረፍቲ ከይሓወሰ): ሰሉስን ሓሙስን ካብ ሰዓት 1፡45 ድሕሪ ቀትሪ ክሳብ ሰዓት 3፡15 ድሕሪ ቀትሪ።
ብዙሕ ደረጃታት ዘለዎ ጉጅለ፡ ትሕቲ A1.1 (ምሉኣት ጀመርቲ) ከምኡ’ውን ካብ A1.1 ክሳብ A2፡ ንነፍሲ ወከፍ ተሳታፊ ዝተመጣጠነ ልምምዳትን ንጥፈታትን ኣለዎ።

እቲ ስልጠና ካብ 22 መስከረም 2026 ክሳብ 22 ሰነ 2027 ዝካየድ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምኽኣል ምምሃር ምዝራብን ምንባብን ምጽሓፍን
  • ብዝቐለለ ክለብን ዝሓሸ ምርድዳእን ዝቐለለ
  • ምጉዓዝ ምስጓም ብደረጃ ነፍሲ ወከፍ ተሳታፊ ዝተመጣጠነ ልምምዳት ምእንቲ ብናትኩል ናህሪ
  • ምርካብ ምርካብ ርእሰ ተኣማንነት

  • ምኽኣል ንህይወት ፈረንሳ ምርዳእ፡ ህዝባዊ ኣገልግሎታት፡ ህይወት ኣብ ሕብረተሰብ ፈረንሳ፡ መሰላትን ሓላፍነትን ዜጋታት
  • ምርካብ ህይወትካ ቀሊል ግበሮ: ጥዕና: መንበሪ: ቤት ትምህርቲ: ስራሕ: ገንዘባዊ ሓገዝ...
  • ምብጻሕ ኣብ ጥቓኻ ዝርከቡ ባህላውን ጠቐምትን ቦታታት
  • ምልላይ ሌላ ምስ ዲጂታል

  • ምሕላፍ ምስ ተሳተፍትን ወለንተኛታትን ተራኸቡን ጽቡቕ ግዜ
  • ምኽፍዝል ኣብ ንጥፈታትን ፍጻሜታትን (ድግሳት፡ ምውጻእ) ማሕበራዊ ማእከል ፓሪሊ

ከመይ ንገብሮ?

  • ብኢመይል ፡ animation@centresocial-parilly.org
  • ኣብቲ ቦታ: ማሕበራዊ ማእከል ፓሪሊ፡Centre social de Parilly, 27 bis avenue Jules Guesde, 69200 Vénissieux (Métro D : arrêt Parilly)
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

8 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • centre social de parillyኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles