Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምልላይ ምስ ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ 5 TV5 ሞንድ

ኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ዳህሳስ ምዝንታው ኣብ ስነ -ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳይ፣ ብ ታብሌትን ብ ኮምፒተርን ኣብ ቤት ንባብ ዝደለናዮ መጽሓፍቲ ብኤልትርካዊ መስርሕ ስነዳ ኣሎ ፣ ኣብ ቤት ንባብ ቲቪ 5 ሞንድ ብምኻድ ካብዞም ኣስትታ 572 መጻሕፍቲ ዝኾኑ ቋንቋ ፈረንሳ መሪጽና ብነጻ ከንውርድ ንክእል ፤፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

ቤት- ንባብ ቲቪ 5 ሞንድ ናይ ዓበይቲ ጸሓፍቲ መጻሕፍቲ ኣብ ቤት ንባብ መሪጹ ኣድላዩ ኣሎ ፤፣ በዚ ናይዞም ክልተ ፉልጣት ዓብይቲ ጸሓፍቲ ኣብ ስነ-ጽሑፍ ዓቢ ተራ ዘለዎም ኮይኖም ፣ዱ ፉልበር ኣ ባልዛክ ፣ ዱ ኤንስኮ ኣ ሰሊን፣ ይበሃሉ፣ ብመንገዲ ናይ እዞ’ም ዓበይቲ ጸሓፍቲ ጌርና ንስነ-ጽሑፍን ባህልን ናይ ቃንቃ ፈረንሳይ ክንድህስስን ክንላለን ንኽእል ፤፣

ታሪኽ ናይ’ዞም ዓበይቲ ጸሓፍቲ ብመጻሓፍቲ ይኹን ወይ ብፎሩም ናይ ወረቐት ጌርኩም ከተውርዱ ትኽእሉ በዚ ኣጋጣሚ ታሪኽ ናይዞ’ም ዓበይቲ ጸሓፍቲ ከም ምስጢር ኮይኑ ንዓኹም ኢዩ ንዓኹም ፤፣

ምእንቲ ዝመረጽኩሞ መጻሕፍቲ ብነጻ ከተውርዱ ትኽእሉ ኢኹም። ነቲ ናይ ኦንላይን ኣገልግሎት ንምርካብ ታብሌት ወይ ኮምፒተር ከድልየኩም እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ቤት ንባብ ቲቪ 5 ሞንድ መጽሓፍቲ ብኤልትርካዊ መስርሕ ሰንድ ዝተዳለወ ንምድላይ

ኣብዚ ሊንክ ጠውቑ ! liquez ici!

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • simon karleskindተርጓሚ/ሚት
  • konstantineተርጓሚ/ሚት
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • emyanamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_92556286ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት
  • marianne georgesተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles