Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምልላይ ምስ ካልእ ሕብረተ ሰብ ካብ ባህሎም ንምክፋል

ምስ ምስ Avec Cultures 21

ኣዳላዊ Cultures 21 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans

እዚ ማሕበር Cultures 21 ግብረ ሰናይ ኮይና ንዝተፈላለዩ ዓይነት ንጥፈታት ተቀርብ ፣ ብዛዕባ ናይ ባህልን ሕብረተ ሰብን ተዳሉ ከም እኒ፣ ን ኣብነት ብዛዕባ ስነ-ጥበብ ፣ ስፖርት መዛንግዒ፣ ምትእኽኻብ ናይ ምርኻብ መደብ ::

ዕላማ ናይ`ዚ መደብ እምበኣር ንዝተፈላለዩ ባህሊ ክብሪ ንምሃብ ኢዩ ::

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምስ ካልኦት ሰባት ብምርኻብ ብዛዕባ ዝተፈላለየ ባህልታት ምልውዋጥ ምግባር
  • ከማኡውን ዝተፈላለዩ ስነጥበባውን ባህላውን መራኸቢ ብዙሃን ተራኸቡ።
  • ምስ ሓደስቲ ሰባት ሓሳባት ምልውዋጥን ምክፋልን ።

ኣብ ንጥፈታትና ቋንቋ ፈረንሳ ስለ ዝኾኑ ምስ ተዛረብቲ ቋንቋ ፈረንሳይ ብተግባር ንምዝራብ ብቅዓት ክብ ከንብልን ይሕግዙና ::

ኣብመደብና ንምስታፍ ነጻን ዝተፈላለዩን ንጥፈታት ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም።

ከመይ ንገብሮ?

ናብ ማሕበርና ኣሲሶሽን ክልችር ባህሊ 21 በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ብቀጥታ ዑድት ክትገብሩ :: ወይ ምስ ረስፖንሳብል ተሓታቲ ሓላፊ Moustapha MEBARKI ሙስጠፋ ሙባረክ ርክብ ክትገብሩ ትኽእሉ: ብተሌፎን 03 87 32 56 25 ወይ ብ ኢመይል culture21@wanadoo.fr

Lieu d'accueil

38 Rue Saint-Bernard, 57000 Metz, France

03 87 32 56 25

Chargement de la carte...

Liens utiles