Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ሌላ ምስ ሕብረተ ሰብ ፈርንሳ

ምስ ምስ Duos de demain

ኣዳላዊ France Terre d'Asile ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ደቂ ዓዲ ብጽኑዕ ምትእስሳርን ፣ ሓገዝ ንምግባር ቀጻሊ ሓደ ካብ ወከልቲ ኣሲስታንት ሶሻል ናይ ቀደም ሰራሕተኛታ "duo". ኣብ ወርሒ ሓንሳብ ፣ ዝግበር እሞ ንእንተበዝሐ ን 6 ኣዋርሕ ዝኸይድ መደብ ናይ ምዝንጋዕ ሌላን ባህሊ ፣ ቋንቋ ፈረንሳይ ዝያዳ ብዝበለጸ ምርዳእ ፣ ሌላ ክብሪ ነብርቲ ደቂ ዓዲ ፣ ኣቃውማ ናይ ሃገረ ፈረንሳ ምፍላጥ መደብ ይገብር።

እቲ ምስ ማሕበርና ዝግበር ዑደት፣ ቋንቋ ፈረንሳኹም ንምምሕያሽን፣ ንዝበለጸ ን ፈረንሳ ምፍላጥን ምስ ህዝባ ልውህሃድን ዝዓለም ምዃኑ ዘይምዝንጋዕ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ዝርርብን ሓሳብ ምልውዋጥን ቋንቋ ፈረንሳይ ፣ምስ ናጻ ግዜ ዘለዎም ፣ ክእልተኩም ኣዳብሩ።

ምስ ቤተ ሰብ ወይ የዕሩኽ መሓዙት ፣ ተሓገዝትኩም ሌላ ክትገብሩ ምሕዝነት ክትፈጥሩዩን ትኽእሉ።

ምልውዋጥ ናይ ባህሊ ምስ ደቂ ዓዲ ፣ ሌላ ፣ ድህሰሳ ፣ኣነባብራ ሂወት ፣ ኮድ ናይ ባህሊ ሃገረ ፈረንሳ፣ ታሪኽን ክብሪን ናይ ህዝቢ ፈረንሳ ፍለጡ

ምስ ተሓጋጋዚ ናትኩም ታሪኽን ባህልን፣ ከምኡ’ውን ምክሻን መግቢን ቋንቋ ናይ ሃገረኩም ክትካፈሉ ሌላ ክትገብሩ ትኽእሉ።

ቤት መዘክር ፣ ኣብ ናይ ባህሊ ቦታ ፣ ናይ ስፖርት ፣ ናይ መዛንግዒ ቦታ ዑደት ንምግባር ፍቁድ ዝኾነ ቦታ ክትብጽሑ ክትዛወሩ ትኽእሉ

ስፖርት ምግባር ፣ ሓድሽቲ ዓይነት መግቢ ምክሻን ፣ ኣብ ኮንሰርት ናይ ምዝንጋዕ ቦታ ኣብ ትያትር ናብ ሲነማ ፣ ሌላ ምስ ሓደሽቲ ማእከል ጠቐምቲ ዝኾኑ ምዛር

ከመይ ንገብሮ?

ሓገዝ እንተ ደሊኹምን ተሓጋገዝቲ ኣሲስታን ሾሺያል ክትሓቱ ትኽእሉ

ኣብዚ ጠውቕ Cliquez ici

ምስ ነጻ ግዜኩም ፣ ብገዛእ ብፍቃድኩም ምስ ተሓጋገዚ ኣብ ከባቢ ሓደ እንዳ ሻሂ ሌላ ንምግባር ንምርኻብ ዕድመ ነቅርበልኩም።

ምስ ናትካ ተሓጋጋዚብሓብር ኮንኩም ንዝደልኩሞ ነገር ክትገብሩ፣ ንዕላል ይኹን ወይ ንምዝርራብ ሓደ ነገር ንምዝውታር ብውሑድ ኣብ ሓደ ወርሒ ሓንቲ ግዜ ምርኻብ ።

18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_42995259ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • test 5ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_39243168ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_37855253ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • ok.dudula@gmail.comተርጓሚ/ሚት
  • etteilujተርጓሚ/ሚት
  • innaተርጓሚ/ሚት
  • duos de demainኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles