ኣብ ናይ ባህሊን ግጥሚን መደብ ንምስታፍ
ምስ ኣተልየ ካልቹረ ፖኽ ፋም Atelier d'écriture pour femmes
እንታይ ኢዩ?
እዚ ናይ ጽሕፈት ፣ ዎክርሾፕ ናይ ክጽሕፋ ዝደልያ ደቀንስትዮ ! ብ ክልተ ተዋሳእቲ ሙዚቀኛታት , Julie Bonnie ን Violaine Schwartz. ኣብ ደርፊ፣ ን ምጽሓፍን ንምጽዋት !
ንመን ኢዩ ፧
ብፍላይ ን ደቂ ኣንስትዮ ! ዘይተሓዋወሰ ስልጠና
8 ኣዋርሕ ካብ መርከረም 2022 ካብ ሰነ 2023
ዞባ\ ዴባርትሞ
75 - Paris
ብፍላይ ን ደቂ ኣንስትዮ ! ዘይተሓዋወሰ ስልጠና
8 ኣዋርሕ ካብ መርከረም 2022 ካብ ሰነ 2023
ዞባ\ ዴባርትሞ
75 - Paris
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ን ነብስኽን ምክንኻን
ሻሂን ቡን እናሰተና፣ን ደቂ ኣንስትዮ ምጽሓፍ ፣ ን ምሕባር ፣ብዘይ ገደብ
ኣብዚ ውዕዉዕ እዋን ፣ ቋንቋ ፈረንሳ ፣ ምዝራብ ምንባብ ምጽሓፍ፣ ክሰብሉ
ሓደ እዋን ን ጽሕፈት ምውፋይ
ኣብዚ እዋን እዚ ፣ ምጽሓፍ ፣ ኣብቲ ዝተላዕለ ዛዕባ፣ ን ተሳተፍቲ ብሓባር ክጽሕፉ ይሕተታ
- ከም ዕንበባ ኮይኑ እስከ ይሰማዕሉን
- ወይ እውን ኣብ ፓሪስ ለይቲ እንተትዛወሩ
- ኣብ እዋን ዝናብ እንተእትራኸቡ ምስ ገለ ሰባት ወዘተ…
ፈረንሳ እትዛረብሉ ደስ ዝብል እዋን
ናይ ውዛን ሰሓቕን ፣ እሞ እዚ እዪ እቲ ህሞት ብ ፈረንሳ ዝዝረቦን ዝዝመሮን፣ ደርፊታት ምንባብን፣ ብፈረንሳ ምንባብ
እንተደኣ ፈረንሳ ምጽሓፍ እትሽገራ ኴይንክን ፣ ሽግር ኣይኮነን !
እንተደኣ ብ ምውሳእ ወይ እውን ምዝማር ዘይተሳቲፍን እውን ደሕእን ፣ ወለንታናዊ ህላወክን እውን ዓቢ'ዩ !
እቲ ትሕዝቶ ጽሕፈትክን ኣብ ሓደ መጽሓፍ ክዕቀብ
ኣብ መወዳእትኡ። ኣብ ሰነ፣ እቲ ኣብ ነዊሕ እዋን ዝተጻሕፈ፣ መጽሓፍ ፣ክጥርነፍ እዩ ። ! ኣብ ሓደ ዝሕፈት ኣሰር ክትገድፋ ትኽእላ ኢኽን።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ሰሉስ ንግሆ፣ ካብ ሰዓታት 10h30ክሳብ 2h30
ክተመጻ ትኽላ ኢኽን ወትሩ ሰሉስ ንግሆ ካብ de 10h30 ክሳብ 12h30, ኣብ Maison de la Poésie (157 Rue Saint Martin).
i ምፍላጡ ኣገዳሲ፣
እቲ መደብ 6 መስከረም እዩ ዝጅመር፣ ኩልሳዕ ክትመጻ ትኽእላ ኢኽን፣ ወይ እውን ሓንሳብ... ከም ድሌትክን ! ዝኾነ ግዴታ የለን
ን መዝገባ ኢመይል ስደዳልና !
ናባና ዝዓለመ ኢመይል ፣
slelay@maisondelapoesieparis.com,
ብ እትመክኦ ቋንቋ ጸሓፋልና