Promofemmes ፕሮምፕፋም - ምስታፍ ኣብ ማሕበራዊ ባህላዊን ንጥፈታት - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስታፍ ኣብ ማሕበራዊ ባህላዊን ንጥፈታት

ምስ Promofemmes ፕሮምፕፋም

ኣዳላዊ Promofemmes ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців тому

ብሳላ እዚ መደብ እዚ፣ናይ ወጻኢ መበቆል ዘለወን ደቀንስትዮ ፣ ኣብ መዳያት ጥዕና ፣ ማሕበራዊ ህይወትን ሕክምናን ከም ዝስነያ ምግባረን ዝዓለመ እዩ።

Promofemmes፣ እዚ ፕሮሞፋም ዝበሃል ትካል እዚ ፣ ን ነበርቲ Bordeaux ቦኽዶ ዘራኽብ ኮይኑ፣ ን መደባተን ዘዕብያሉ ፕሮጀክታት እውን ዝከፈላሉ እዩ።

ንጡፋት መደባት ናይ ማሕበራዊ ሓገዛት፣ ኮርሳትን ከምኡ'ውን ጉጅለ፣ ናይ ቃላትን፣ ሕሳብን ናይ ዝተፈላለዩ ርክብ ወለዶታት የጠቓልል፣ ስለዚ ኩለን ደቀንስትዮ ንኽመጻ ብሃንጎፋይ ንቕበለን።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምሕጋዝ ንምፍላጥ መሰላትን ግቡኣትን ብቀጻሊ ሓበሬታ ምርካብን
  • ምእንቲ ኣብ ዘድምዓሉ ዓውዲ ንኽካፈላ ምትብባዕ ምግባር

  • ምሃብ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠናታት
  • ከምኡውን ኣብ ናይ ስፖርታዊ ምንቅስቓሳትን ናይ ጥዕናን ቃላትን ምኽሻንን ካልእን ምስታፍ
  • ኣብ ናይ ጉጅለ ምምይያጥ ምስታፍ
  • ምውጻኣ ኣብ ናይ ብሓባር ዝካየድ ኣብ ባህላዊ መደባት

  • ምስ ካልኦት ደቂ ኣንስትዮምርኻብ ምእንቲ ክኽላ ዕድል ምፍጣር
  • ተመኩሮታት ምክፋል ተመክሮ ምቕሳምን ።

ከመይ ንገብሮ?

ንኣኼባ ኦሬንቴሽን ንምምዝጋብ ናብቲ ናይቲ ማሕበር መቐበሊ ኣጋይሽ ክትመጹ ትኽእሉ ኢኹም። ቆጸራ ኣድራሻ 18, Rue du Cloître, 33000 Bordeaux እዩ።

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 18, Rue du Cloître, 33000 Bordeaux, France
  • 05 56 94 64 07
  • contact@promofemmes.fr
Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • maximseguin1996ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • fairouzተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • claireተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • vikpetrukተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • promofemmesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles