Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውስዋስ ኣካላት ብምግባር ምስ ሓድሽ ናብራ ን ተወሃሃዱ

ምስ ምስ l’ASPTT Rouen - Solidarité Internationale

ኣዳላዊ ASPTT ROUEN ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

ኣብ ጋንታ፡ ስፖርታዊ ክለብ ክትጽንበር ወይ ሓደስቲ ስፖርታዊ ልምድታት ክትረክብ ትደሊ ዲኻ?

ASPTT Rouen ንኹሉ ክፉት ዝኾነ ኣስታት ሰላሳ ስፖርታዊ ንጥፈታት ብዝተመጣጠነ ዋጋታት የቕርብ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ጽቡቕ ነገሩ ኩሎም ኣሰልጠንቲና ብቑዓትን ምስ ኩሉ ዓይነት ተዓዘብቲ ምስራሕ ዝለመዱን እዮም።

ስፖርት ካብ ዝተፈላለየ ድሕረ ባይታ ዝመጹ ሓደስቲ ሰባት ንምልላይ ዝሕግዝ መንገዲ እዩ፤

  • ኣብ ነንሕድሕድኩም ተለዋዊጥኩምን ተማሃሩን።
  • ምሕዝነታዊ ህሞት ኣካፍሉ እሞ ኣሕልፍዎ።

ኩሎም ኣሰልጠንቲና ብቑዓትን ምስ ኩሉ ዓይነት ተዓዘብቲ ምስራሕ ዝለመዱን እዮም።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብቴሌፎን... : 02 35 12 65 40
  • ብኢመይል :: rouen@asptt.com
  • ኣብ ቦታና : ኣብ ASPTT Rouen, 35 rue Pré de la Bataille - 76000 Rouen

ኩሉ ንጥፈታትና ኣብ መርበብ site ሓበሬታና ክትረኽብዎን ናይ ፈተነ ግዜ ንምሕዛዝ ክትረኽቡናን ትኽእሉ ኢኹም።

  • ቅጥዒ ምዝገባ ምልእዎ
  • " ንልምምድ (ስም ናይቲ እትገብርዎ ስፖርት) ዝጻረር የለን " ዝብል ሕክምናዊ ምስክር ወረቐት ካብ ሓኪም ምሕታት።
  • ፋይል ኣምጺእኩም ግቡእኩም ክትከፍሉ ትኽእሉ ኢኹም።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • aspttrouenኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • yoan pouzetተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles