ብዛዕባ ናይ ኢንተግረሽን ፖሊሲ ሓሳባት ምግላጽ ።
ምስ ኣብ ሲ ኤር ኦኣ CRPA ብ ፊ ሲ BFC
ኣዳላዊ Fédération des acteurs de la solidarité Bourgogne-Franche-Comté ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 ansእቲ ቤት ምኽሪ ናይ ኣስተንግዶትን ደፓርትመን ት (CRPA) ን ሰባት ፖለቲካዊ ርእይትኦም ንኽህቡ ዘፍጽቅድ ባይታ የጣጥሕ፣
ከምኡ እውን ንኹሎም ሰባት፣ ብዝተፈላለዩ ምኽንያት ፍልልይ ዝለዎም ኣከላት ድማ ብማዕረ የአንግድ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...