ምኹስካስን ምምሃርን ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ኤኽ ኤፍ ኢ

ምኹስካስን ምምሃርን ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ 
ኤኽ ኤፍ ኢ

እንታይ ኢዩ?

ራድዮ ኤኽ ኤፍ ኢ ፣ ዝተፍላለዪ መደብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ የቕርብ፣፣

ፍኹስ ዝበሉ ጋዜጣዊ መግለጺ ፣ ናይ መዓልታዊ ዘለው ሓቤረታት ፣ ሳዕሲዒት ምስ ቃላት ፣ ከም’ውን ምድህሳስ ሓፈሻዊ ባህሊ ናይ ሃገረ ፈረንሳይ ብዙሓት ንጥፈታት ኣብ መስመር ተዘርጊሖም ኣለው ፤፣

ናይ ኣውዲዮ ዝተምዝገቡ መሳርሒ ናይ ስነ-ትምህርቲ ንዓኹም ንምምሃር ብነጻ ተቀሪቦም ኣለው።

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ግዜ

2 ክልተ ደቒቕን ፣ ካብ 2 ክልተ ደቒቕ ንላዕሊን

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ኣገዳሲ

ዝተፈላለዩ ብብዝሒ ቋንቋታት ተቀሪቦም ኣለው !

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ግዜ

2 ክልተ ደቒቕን ፣ ካብ 2 ክልተ ደቒቕ ንላዕሊን

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ኣገዳሲ

ዝተፈላለዩ ብብዝሒ ቋንቋታት ተቀሪቦም ኣለው !

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓደ ዌብ ሳይት ብናተይ ቋንቋ

ኣብዚ ዌብ ሳይት ዝተፍላለዩ ቋንቋታት ተቀሪቦም ኣለው፣ ንኣብነት ፣ ኢንግሊሽ ፣ ኢስፓንያ ፖርቱጋል ፣ ዓረብ፣ ቻይና፣ ራሻ፣ ከም’ውን ፈርንሳን

ሌላ ምስ ባህሊ ናይ ሃገረ ፈረንሳይ ከም’ውን ሌላ ምስ ባህሊ
ናይ ሕበረተ ኢሮፓን

መደብ ናይ ራድዮ ፣ ዝተፍላለዩ ትሕዝቶታት ፣ በብምዓልቶም ነናቶም ኣርእስታት ዝሓዙ መደብ

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

ስፕሻልስቲ ሰብ ሞያ ናይ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳይ ፣ ኣብዚ ዓምዲ መደብ በብደረጅኦም ንጀመርትን ንክምዕቡሉ ዝደልዩ ኣብ ቋንቋ ፈረንሳይ መደብ ኣዳልዮም ኣለው ።

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

ቋንቋ ፈረንሳ ናይ ምምሃር ድሌየት ዘለዎምን ዝተፈላልዩ ዓይነት መሳርሒ ንጥፈታት ተዳልዮም ኣለው

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብዚ ዌብ ሳይትብማታው ምሉእ ሓበሬታት ክንረክብ ንኽእል፤ https://savoirs.rfi.fr

ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቕ ክንደሊ ንኽእል https://savoirs.rfi.fr :

ብቀጥታ ናብ ዝደለናዮ ቋንቋ ክንምሃር ንኽእል

• ቋንቋ : https://savoirs.rfi.fr/en

• ቋንቋ ዓረብ : https://savoirs.rfi.fr/ar

• ቋንቋ ቻይና : https://savoirs.rfi.fr/cn

• ቋንቋ ፖርቱጋል : https://savoirs.rfi.fr/br

• ቋንቋ እስፓንያ : https://savoirs.rfi.fr/es

• ቋንቋ ራሻ : https://savoirs.rfi.fr/ru

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
19 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés

Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés