Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምብጻዕሕ ሓወልታት ኣብ ዘለኹሞ ኴይንኩም

ምስ ምስ Visite virtuelle

ኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ብተሌፎን ን ኮምፒተርን ከም’ውን ታብሌተን ተሓጊዝኩም። ንዓብይቲ ናይ ሓወልቲ ቦታ ኣብ ፓሪስን ከባቢኣን ዘለው ብመንገዲ ናይ ብስእሊ ብቪርትዩወል ናይ ነጻ ዑደት ዙረት ምግባር ይከኣል እዩ፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ብሳላ visites virtuelles ዝግበር ዑደት ንሓወልቲ ጥንታውያን ታሪኽ ዘለዎም ብዘይ ስክፍታ ብተበግሶ ብውልቁም ምስ ናይ ባህሊ ናይ ሃገረ ፈርንሳ ምድህስስን ሌላ ምግባር ዘኽእል መደብ እዩ።

ዑደት ንምጋብር ብመንግዲ ናይ ኢነትርነት ጌርና ካብ ዝኾነ መሳርሒ ቴለፎን ኮምፒተር ወይ ታብሌት ክንርኢ ንኽእል ፤፣

እዚ ማለት ናብ ፓሪስ ናይ ነፋሪት ትኬት ምግዛእ ወይ ውን መእተዊ ትኬት እውን ከይተረፈ ምግዛእ ኣየድልን እዩ፣ ጠቕላላ ብነጻ እዩ!

ከመይ ንገብሮ?

ኣብዘን ዝስዕባ ቦታት ዑደት ክንገብር እነተ ደሊና ፣ ግሮ ፓሌ ፣ሉ ሴና ፣ ኦፔራ ፣ ምምሕዳር ናይ ፓሪስ

ኣብዚ ጠውቕ\ቒ

Cliquez ici!

19 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • nourምምሕዳር
  • simon karleskindተርጓሚ/ሚት
  • konstantineተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • maximseguin1996ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles