Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ንመዓልታዊ ናብራ ንምንባር ኣብ ከተማ ዲጆን Dijon

ምስ ምስ Avec Ensemble!

ኣዳላዊ CESAM ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ን ኣብ ከተማ ዲጆን ምንባርን ምስራሕን ጥራይ ዘይኮነስ ፣ ከምኡውን ን ዝተፈላለዩ ሰባት ዓይነት ሰባት ንምልላይ፣ ምጥራይ ኣዕሩኽ መሓዙት ምፍጣር ፣ ናብ ኮንሰርት ባህሊ ምርኢት ምድላው ፣ ሓባራዊ ስፖርት ምስታፍ፣ ምስ ቆልዑት ምጽዋት ግዜኹም ምክፋል ፣ ምስላጥ ናይ ናይ ምምሕዳራት ቤት ጽሕፈታት ዝግባእ ወረቓቕቲ ምፍላጥ ፣ ነዚ ኹሉ ሓንቲ ንምትግባር ግሩፕ ይሕግዝ ምህላ ::

Ensemble! ዝተባህለ ጉጅለ ን ሓድሽ ህይወት ኣብ ዲጆን ዝንምጅማር ዝሕግዝ ጉጅለ እዩ

  • ምስ ሰባት ርኽክባት ናይቲ ሓድሽ ከባቢኹም
  • ወይ ውን ኣብ ማሕበራዊ ህይወት ከተማ ወይ ከባቢ ንምስታፍ ምኻኣል
  • እንተላይ ኣብ ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዝግበር ሓገዝ ምርላብ።

እቲ ዕላማ ብዝተኻእለ መጠን ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ናጻ ምዃን ዘጠቓለለ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ሳላ ብዛባ ቴማዊ ዓውደ መጽናዕትታት ንመዓልታዊ ህይወትካ ጠቓሚ ሓበሬታ ይሃልኹም፡ መንበሪ ኣባይቲ፡ ጥዕና፡ ትርፊ ግዜ...ወዘተ
  • ቋንቋ ፈረንሳ ብግቡእ ፈረንሳ ተለማመዱ

  • እንተደኣ ምስ ሓደሽቲ ሰባት ሌላ ንምግባር ኣብ ከባቢኹም ወይ ኣብ ናትኩም ከተማ ንምፍላጥ ድልየት ኣለኩም ዶ ? ናይ ሓባር ከሰኒኹም ኢዮም :: ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት (ምምሕዳራዊ ኣገባባት፡
  • ምምሃር ፈረንሳ፡ ኣተዓባብያ ወላዲ ወዘተ) ኣብ እዋን መስመራት ቴሌፎን ሓበሬታ ምርካብ።

  • ኣብ ከተማኹም ንዘሎ ንጥፈታትን ቦታታትን ርኸብ: ናብ ሲነማ ኪድ: ስፖርት ተጻወት: ምስ ደቅኻ ናብ ቤተ መዘክር ምብጻሕ: ናብቲ ኣብቲ ከባቢ ዝርከብ ቤተ መጻሕፍቲ ኪድ...ወዘተ
    ምስ ማሕበራት ተራኸብ እሞ ወለንታዊ ስራሕ ፈትን።
  • ምስ ማሕበራት ተራኸብ እሞ ወለንታዊ ስራሕ ፈትን።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብ ኢመይን: lstuder@cesamformation.org
  • ብ ቴለፎን : 06 23 53 64 23
  • ወይ እው ብ ቀጥታ ኣብ ኣድራሻና Cesam :
    30 place Galilée
    21000 Dijon

ብዘይካ እዚ እውን ብ ቀጥታ ኣብ ኣድራሻና ምጹና ኣብ ናይ Cesam
13 Rue Jacques Cellerie 21000 Dijon


ዝኽፈተሉ ሰዓታት: ሰሉስ 14h ክሳብ 19 ረቡዕ ድማ 10h - 12h / 14 - 19 እዩ

Lieu d'accueil

30 place Galilée, 21000 Dijon

06 23 53 64 23

lstuder@cesamformation.org

Chargement de la carte...

21 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • alhindi nourተርጓሚ/ሚት
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • lanie456ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • anne cesamኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • yassin nabelsiተርጓሚ/ሚት
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_13438143ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_50377644ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • luca cesamኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles