ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብ ኦን ላይን
ምስ ምንባር ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ
ኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ብቴለፎን ብኮምፒተር ብታብሌትን ጌርካ ምምሃር ፣ እዚ ትምህርቲ ኣብ መዓልታዊ ናብራና ንምቅላል ንምዝራብን ምርድዳእን ኣብ ጉዳይ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ንርእሰ-ምምሕዳር ይሕግዝ ።