ምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ተግባር
ምስ ምስ Avec JeVeuxAider.gouv.fr
ኣዳላዊ JeVeuxAider.gouv.fr ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 heuresJeVeuxAider.gouv.fr ንወለንተኛታት ክሰርሑ ዝደልዩ ሰባት ምስ ወለንተኛታት ዘድልዮም ትካላት ዘራኽብ ህዝባዊ መርበብ ሓበሬታ ኮይኑ፡፤
- ኣብ መላእ ፈረንሳ ዝካየድ ተልእኾታት፡ ምስ ክእለትን ተረባሕነትን ዝተመጣጠነ
- ዝተፈላለዩ ንጥፈታት (ዕቃበ ተፈጥሮ፡ ኣብ ጸገም ንዝርከቡ ሰባት ዝግበር ሓገዝ፡ ስፖርታዊ ወይ ባህላዊ ፍጻመታት፡ ጥዕና፡ ትምህርቲ...)።
ምስታፍ ኣብ ወለንታዊ ስራሕ ማለት ዝኾነ ደሞዝ ከይተቐበልካ ኣብ ሓደ ንጥፈት ወይ ፕሮጀክት ክትሳተፍ ግዜኻኹም ምሃብ ማለት እዩ።
ንምስታፍ ብወለንታ ክትሰርሕ ግድን ክማልእ ዘለዎ ፤
- ምዃን ኣብ ፈረንሳ ይነብሩ
-ዕድመ ልዕሊ 16 ዓመት ክኸውን።
እቲ መርበብ ሓበሬታ 21 ሽሕ ትካላት ዘርዚሩ ኣሎ፡ ማሕበራት፡ መንግስታውን ውልቃውን ትካላት፡ ከምኡ’ውን ምምሕዳራት ከባቢ።
ንምስታፍ ብወለንታ ክትሰርሕ ግድን ክማልእ ዘለዎ ፤
- ምዃን ኣብ ፈረንሳ ይነብሩ
-ዕድመ ልዕሊ 16 ዓመት ክኸውን።
እቲ መርበብ ሓበሬታ 21 ሽሕ ትካላት ዘርዚሩ ኣሎ፡ ማሕበራት፡ መንግስታውን ውልቃውን ትካላት፡ ከምኡ’ውን ምምሕዳራት ከባቢ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
margotgltምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marina bondarenkoተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
jafhaተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
lanie456ተርጓሚ/ሚት
aman expertተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiiabተርጓሚ/ሚት
nassim de jeveuxaiderኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianne georgesተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት