ባህላዊ ናይ እግሪ ጉዕዞ ምክያድ
ምስ ምስ "Passeurs de cultures" - Migrantour
ኣዳላዊ Bastina ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 ansኣብ ዞባ ፓሪስያን ፣ ንስደተኛታት ዝዓለም ፣ ናይ ስደት ጉዕዞ ፣ ናይ ስደተኛታት ሓደሽቲ ተጓዓዝቲ ፣ ዛንታ ጉዕዞኦም ኣብ ናይ ቱሪስት ቦታ ዝነብግርሉ'ዩ። እቲ ቦታ ኣብ ሙስየም፣ ክኸውን (programme européen Migrantour ). ክኸውን ይኽእል።
ፈለማ ተመክሮ ቅድም ጉዕዞ formation "Passeurs de culture" ምክያድ። ምእንቲ ከመይ ከም ዝካየድ ንምምሃር። ምስ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲን ሰብ ሞያን ምክያድ።
ድሕሪኡ፣ እቶም ስደተኛታት ንናታቶም ናይ ጉዕዞ መደብ ከዳልዉ ይኽእሉ ፣ ጉዕዞ ፣ ብ ናታቶም ዛንታኦም ተመክሮ ናይ ፈረንሳ ዘካተተ፣ ንሳቶም ናይ ገዛእ ርእሶም ዞባ ወይታሪኻዊ ቦታ ተጠቒሞም ባህሎም ወግዖምን የላልዮ።
ዕላማ ድማ ን ትርኢት ወይ ሓሳባትን ናይ ስደተኛታት ኣብቲ ታሪኽ ናይቲ ቦታ ንምእታው
i ኣገዳሲ ሓበሬታ ፣ ናትካ መደብ ከየዳለኻ ኣብ፣ ነቲ ናይ ጉዕዞ መደብ ጥራይ ምስታፍ 'ውን ይከኣል'ዩ።
Plusieurs balades s ብዙሓይ ናይ ጉዕዞ መደባት ኣብ ፓሪስን ኣብ ኣውራጃ ኢል ደ ፍራንስን ኣለኩም።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
migrantour parisኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ