ማሕበራዊ ምትእስሳር ናይ ደቂ ገዛውቲ ንምድልዳል
ምስ ላ ክሎሽ La Cloche
ኣዳላዊ La Cloche ኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 роки томуLa Cloche ሓደ ማሕበር ኮይኑ “ ን ሓባራዊ ዕዮ” ናይ ጎረባብቲን ደቂ ገዛውቲን እዩ።
La Cloche ካብ ኣከባቢኡ ሓሊፉ እውን ን ኣብ ከባቢኡ ዘለዉ ክውንነታት ናይ
▸ ኣንጻር ተነጽሎ ናይ ግዳም ሓደርነትን ምምካት
▸ ብቐሊል ነገር ን ሰባት ምዝርራብ ምኽኣል ወዘተ የገድስዎ እዮም
እዚ መደብ እዚ ናይ ኣሰናይነት መደብ ዘይኮነስ፣ እንታይ ደኣ ኣይ ማሕበራዊ ናብራ ውህደትን ስኒትን ንቕጽል ምጽዓር እዩ።
እኝትደኣ ኣብቲ ንጥፈት ኣቲ ክትሳተፉ ደሊኹም፣ ብቐጥታ ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም (ኩላቶም ንጥፈታትና ኣብ ወብሳይትና ኣለውኹም) እሞ ርኸቡና።.
ኩላቶም ወለንተኛታትና፣ ኣብቲ ጎደና ፍሉጣት እዮም። ዝኾነ ሰብ ወለንተኛ ክኸውን ይኽእል እዩ ኣብ ማሕበርና፣. እቲ ዕላማ ንኹሉ ዝሓቆፈ እይ።
ንሕና ዝኾነ መኽሰብ የብልናን ፣ lዝኾነ ዝሕግዘና ሰብ ን እንተደልዩ ምሳና ወለንተኛ ምዃን ይኽእል እዩ ፣ እንተኾነ ግን ከምኡ ንኽገብር እውን ግዲታ የብሉን ፣ እንታይ ደኣ ወለንታ ኣምበር።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
jafhaተርጓሚ/ሚት
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
claireተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
olgamyተርጓሚ/ሚት
agathe legrainኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ