ወለንታዊ ኣገልግሎት ንምሃብ
ምስ ምስ Benenova
ኣዳላዊ Benenova ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 4 ansነጻ ግዜ ስለ ዘለኩምን ፣ ድሌየት ናይ ወልንታዊ ኣገልግሎት ጠቐምቲ ንሙኻን ፣ ምስ ካልእ ሰብ ብምራኻብ ቃንቃ ፈረንሳይ ንምላድ ብተግባር ንምዝራብ ይሕግዝ፣ ብጃካ`ዚ ናይ ሰብ ሞያ ቦታ ንምፍላጥ ወይ ንምድህሳስ ይሕግዝ ::
ማሕበርና ፣ ናይ ወልንታዊ ንምስራሕ ድሌየት ዘለዎ ምስ ማሕበራት ናይ ምርኻብ ሓደ ዕድል ይፈጥር ፤ ኣብ ዝተጠቕሰ : ምስ ማሕበር በኒቫ ናይ ሓጺር ግዜ ንምስራሕ ክትምዝገብ ትኽእሉ ፣ ( ሰዓታት ካብ 2 ሰዓት ክሳብ 5 ሰዓት ) ከም ድልያኩም ኣብ ዝኾነ እዋን ነጻ ግዜ ምስ ዝህልወኩም ::
ኣብ ማሕበር በነቫ ዌብ ሳይት ኢንተርነት ክጥቐሙ ደሊኹን ወይ ዝኾነ ዓይነት ንጥፈታት ናይ ስራሕ ክትሳተፉ ምስ ትድለልዩ ምስ ማሕበር ርክብ ክትገብሩ ትኽእሉ ፣ ኣብ ናቶም ቤት ጽሕፈት ቆጸራ ክትሕዙ ትኽእሉ ::
ኣገዳሲ ሓበሬታ ፍሉይ ክልእለት ወይ ሞያ ክህልወና ግዴታ ኣይኮነን ፣ ቋንቋ ፈረንሳ ዘይትዛረቡ እንተ ኮንኩም ጸገም ኣይኮነን ኣብ ቀጻሊ ምስ ካል ኦት ሰባት ብምዝራብ ልምምድ ክትገብሩ ኢኹምን ::
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
24 Rue Euler, 59800 Lille, France
contact.lille@benenova.fr
1 Rue André Gide, 44300 Nantes, France
09.82.42.80.24
contact.nantes@benenova.fr
29 Boulevard Bourdon, 75004 Paris, France
07.69.76.11.37
contact.idf@benenova.fr
Rennes, France
07 67 27 83 07
contact.rennes@benenova.fr