ጽምዋ ንምርሓቕ
ምስ ማሕበር AIDES 'ኤይደ'
እንታይ ኢዩ?
ንንሕና ፣ ብዙሓት ን ጽምዋ ዘርሕቑ ሰባት ንኸም ትራኸቡን ጽምዋ ንምርሓቕን ንገብር
- ምስ ጉጅለታት ብ እኩብ ( ሓደ ሓደ ግዜ ኣብ ቤት ጽሕፈትና ብምርኻብ AIDES),
- ምስ ሕሙማት VIH : ወይቦ፣ ወይ'ውን ካልእ ተመሓላላፍቲ ሕማማት ምስ ዘለዎም ሰባት ነራኽብ
ንመን ኢዩ ፧
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ንዝገጥመኩም ዘሎ ብድሆ፣ በይንኹም ኣይትገለልሉ
ብዙሕ ሻሕ ንፈረንሳ ኣብ ዝመጻእናሉ ፣ ብሽግራት ናይ ብ ስእነት ጥዕና: ወረቐት፣ ካልእን ተነጽሎታት፣ ክንክበብ ንኽእል ኢና። ስለዚ ድማ እያ ማሕበርና ነዚ ብምስትውዓል፣ ኣብ ተመሳሳሊ ኩናታት ዘለዉ ሰባት ከም ዝራኸቡን ትገብር።
ድልዳሌን ፣ ምሕዝነትን ይሰማዕኩም
ብምዕላልን ምልዛብን ፣ ምስ ከምኦም ዝኣመሰለ ህይወት ምስ ዝሓልፍ ዘሎ ሰብ ምርኻብን፣ ነቶም ሰባትን ፣ ኣቓልቦ ብምርካቦም ዝፈጥረሎም ምሕዝነታዊ ሓይሊ ከም ዝኸስቡ ይገብሮም። ናይ ሕክምናን ፣ ካልእ ማሕበራዊ ምምሕዳራዊ ንጥፈታት ካልእ ን ህይወቶም ኣብ ዝትንክፍ ነገራትን ፣ ንኽላዘቡ ድማ ባይታ ተጣጥሓሎም።
ናይ ኩሉ ባይታ
" ኣፔሮ ወይ መኽፈቲ " ወይ ጉጅለ፣ ናይ ፈለማ ዕላልን ልዝብን
እቶም ኣብ ዘቖሞዎ ጉጅለታት ዘልዕልዎም ዛዕባ እነሰላስለሎም ሰባት፣ ( ምስ ኤች ኣይ ቪ ዝነበሩ ጥራይ ዘይኮኑስ) እንታይ ደኣ፣ ነዚ ዝስዕብ ኩነታት ዘለዎም እውን ክኾኑ ይኽእሉ እዮም።
- ናይ ኣፍሪቃ መበቆል ዘለዎም ስደተኛታት
- ናይ ጉጅለ "apéro" ደቀንስትዮ
- ወይ እውን "apéro" ማለት (ጾትኦም ዝለወጡ ሰባት ) ከምኡ እውን ፣ጾትኦም
ኣይ-ጓል ኣይ-ወዲn ዝኾኑ ሰባትን ከጠቓልል ይኽእል
- እቲ ማሕበር "apéro"እውን (ን ኣብ ተመሳሳሊ ጾታ ዝመጻምድቶም ሰባት ዝዓለመ ክኸውን ይኽል )
- እቶም ናይ ሕክምናዊ ፣ ዎርክሾፓት ፣ ኣብ ምክልኻል ተላባዕቲ ሕማማት ዘተኮረ ፣
- ምድግጋፍ ምስ ኤች ኣይ ቪ ፣ ዝነበሩ ሰባትን ካልእን ዘጠቓለለ እዩ።
እቲ ናይ ወለንታዊ ኣገልግሎት ምኽርና ፣ ስቱርን ምስጢራዊን እዩ
እቶም እንህቦም ወለንታውያን ምኽሪን ኣገልግሎትን፣ ምድግጋፋትን ኣብ ምዕቃብ ምስጢር ዝተመርኮሰን፣ ካብ ንኻልኦት ምፍራድ ነጻ ዝኾነ ሃዋሁ ዘለዎ እዩ።
ኣብ (SPOT) ማእከል ጥዕናና ፣ ነብስኹም ተከናከኑ
እዚ Un SPOT ዝበሀል ማሕበር፣ ሓደ ማሕበረሰብ ምስ ኤይድስ AIDES ንዝነብሩ ሰባት ኮይኑ፣ : ምዉቕ ዝኾነ ኣኣቃባብላ ዘለዎ፣ ብሓፈሳ ናይ ኩሎም ብ ጾታ ዝመሓለሉ ሕማማት ሕክምና ዝህብ ትካል እውን እዩ፣ ወብሳይቱ ድማ (www.aides.org ) :
- ሓፈሳዊ ሕክምናዊ ክንክን (ሓፈሳውያን ሓኻይም, ናይቲ ሕማም ጥራይ ወይ ስፔሳሊስት , ናይ ሕክምና ኣናሊስስ ,ወዘተ.),
- ብ ተጣበቕቲ መሰላት፣ ኣስነይቲን ዝተወሃሃደ
ኣብ ፈረንሳ 4 ስፖት SPOTማእከላትት ይርከባ:
- SPOT ናይ ፓሪስ
- SPOT ማኽሰይ,
- SPOT ኒስ,
- SPOT ሞንትፕየ.
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ርኸቡና
እቲ ምዝገባ ናይ ግድን ብ ማሕበራት እዩ " ናይ ኣፔሮ apéros" ከምኡ እውን ናይ ምዝገባ ቦታታት
- ኣብ ማእከል ናይ ኤይድስ ኣገልግሎት ዝወሃበሉ AIDES,
- ኣብ ኢንተርኔት ብ Facebook ወይ ኢንሰግራም Instagram,
- ብ ቴለፎን
ን PSS (ብ ጾታዊ ርክብ ዝመሓላላፉ ሕማማት)ን SPOT : ብዘይ ጸራ ብጽሑና፣ ግን ቅድሚ ምምጻእኩም ምኽፋቱን ዘይምኽፋቱን ኣረጋግጹ።
ኩሎም ኣብ ኣከባቢኹም ዘለዉ ወኪላትና ዘለዎ ቦታታትs፣ ከምዚ ኣብ እቲ ካርታ እትዕዘብዎ
እቲ ሓፈሻዊ ናይ ስራሕ ሰዓታት ኣብኡ ተሓቢሩ ኣሎ :
- ናይ ኢንተርኔት ሳይትና እዚ እዩ AIDES : www.aides.org (መርበብና )
- ኣብ ፈይስቡክ Facebook ን እንስተግራምን Instagram ኣብ ኩሉ ምንቅስቓስ ናይ ምግታእ AIDES ዝግደሱ ፣ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም።