Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ደገፍ ናይ መጻኢ መደብ ምህናጽ ብሓገዝ ካልኦት ደቀንስትዮ

ምስ ምስ Intercultur'elles

ኣዳላዊ UniR Universités & Réfugié.e.s ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

እዚናይ ምኽሪ መደብ ኣብ መንጎ ክልተ ባህሊ ምስ ነበርቲ ደቂ ዓዲን ደቂ ኣንስቲዮ ስደተኛታትን ናይ ዑቕባ ዝወሰዳ ወይ ሓተቲ ዑቕባ ካብ ውልቃዊ ተምክሮ ንምክፋል ነዚ መደብ ብምዳልው ንድሕረ ባይተአን ክብሪ ይህብ፤፣

ናይ ሞያዊ ን ኣካዳሚክንmentore ምስ ኣማኻርቲ ናይ`ቲ ቦታ ፣ ንኣንስቲዮ ንምህናጽ መደብ ንምህናጽ ይሕግዝ፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብዚ መደብ እዚ ደቀንስትዮ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ፣ ናይ ሞያን ብቕዓት ንምርግጋጽ ምስ ሰብ ሞያ ትምህርቲን ዝምልከቶም ኣካላትን ኮይኑ ዝግባእ ዕድል ክረኽባ ይሰርሕ ።

ን 6 ኣዋርሕ ዝዓለመ፣ ን ደቀንስትዮ ርእሰ ምኽኣ፣ ሞያ ምዕባይን ዝዓለመ ናይ ኣሰናይነትን ኣላይነትን ዘለዎ መደብ።

ኣብ መደበን ንምምዕባል ሞያዊ ምኽሪ ዝተሰነየ ሓገዝ ምርካብ ምክፍፋልን ሓሳብ ምዝርራብን ቀዳሞት መሰረታዋን ክብሪ ኣብ መንጎ ባህሊ ካብ ናትና መደብ ኢዮም!

ከመይ ንገብሮ?

ክልተ መደባት ናይ መዝገባ ኣሎና ። ::

  • ካብ ወርሒ ሚያዝያ ክሳብ ጥቕምቲ (መዝገባ ወርሒ የካቲት)
  • ካብ ወርሒ ጥቕምቲ ክሳብ ሚያዝያ (መዝገባ ወርሒ ሓምለ)

ንተወዳደርቲ ኣብ ዝኾነ እዋን ናይቲ ዓመት መምልኢ ቅጥዒ ድሉው እዩ

→ እዚ ቀጥዒ እዚ (ናይ ምስናይ ሓገዝ ንምሕታት ) →mentore) : ) : https://bit.ly/EllesMentoree

ውድድር ናይ መጻኢ ኣሰልጣኒ ንሙኻን (ን ካልኦት ምሕጋዝ ) ) : https://bit.ly/EllesMentore:

ንወይ ቁጽሪ ተሌፎን .07 49 59 19 36. ወይ ብ ኢመይል ምርካብና ይከኣል mentorat@uni-r.org

ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቕ ቆጸራ ሓዙ : Cliquez ici !

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • hugo stéphanተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • unirorgኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles