ሓባራዊ ጀርዲን ምክንኻን
ምስ ምስ Centre Social CAPS
ኣዳላዊ Centre social CAPS ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців томуእዚ CAPS ዝበሃል መሕበር እዚ ፣ሓደ ናይ ሓባር ጃርዲን ኣብ ገዛውቲ Philéas-Lebesgues ኣብ Amiens. ሓደ እዋን ኣብ ሰሙን ብ ጉጅለ ወለታኛታት፣ኽንክን ጀርዲን ዝኸውን ግዜ ምውዓልን እዩ።
እዚ ጀርዲን ኣዚ ፣ ን ኹሎም ነበርቲ ፣ ኣብ ምኹስኳስ ፣ምጽሃይን ምክንኻንን፣ ደኩዒ ምድኳዕን፣ ወይ እውን ኣብቲ ጀርዲን ደስ ዝብል እዋን ንምሕላፍ ክኽእሉ ምእንቲ።
እቶም ፍርያት ናይ እቲ ጀርዲን ፣ ምስ በሰሉ ን ኹሎም ደለይቲ ሞዳል ነጻ እዩ
ኣገዳሲ ሓበሬታ!
! ኣኣብ ነፍሲወከፍ ክልተ ሳምንቲ፣ሓሙስ፣ ዝተፈላለዩ ኣኣሕምልቲን ናይቲ ሕርሻ ይእከቡ፣ (ኣብ ሕርሳ ናይ flottants d'Amiens) ኣብ ኣቲ ማእከል ድማ ብ 10€ ይሽየጡ ፣ መዓስ እዚ ትራይ፣ (ሓደሽቲ እንቋቑሖን ፣ መዓር፣ ጽሟቕ ፈረታትን እውን ይሽየጡ እዮም...)
! ኣኣብ ነፍሲወከፍ ክልተ ሳምንቲ፣ሓሙስ፣ ዝተፈላለዩ ኣኣሕምልቲን ናይቲ ሕርሻ ይእከቡ፣ (ኣብ ሕርሳ ናይ flottants d'Amiens) ኣብ ኣቲ ማእከል ድማ ብ 10€ ይሽየጡ ፣ መዓስ እዚ ትራይ፣ (ሓደሽቲ እንቋቑሖን ፣ መዓር፣ ጽሟቕ ፈረታትን እውን ይሽየጡ እዮም...)
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
104 Rue Edmond Rostand, 80090 Amiens, France
03 60 12 24 60
Chargement de la carte...
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
hichamተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
katyaተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
gauthier7ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ