ምርዳእ ንታሪኽ ናይ ስነ- ጥበብ
ምስ ፓኖራማ Avec Panorama de l'artናይ ስነ-ጥበብ
ኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ansኣብ ፓኖራማ Avec Panorama de l'art ኒ ኩሉ ታሪኽ ናይ ስነ- ጥበብ ሒዙ ቐሪቡ ኣሎ፤፣ካብ ዝሓለፈን ንዘሎን ታሪኽ ፣ ንዛንታት ፣ናይ ስነ-ጽሑፍን ፣ ስነ-ህንጻን፣ ቅርጻቅርጺን፣ ከም’ውን ኣብ ሕብርታትን ቀለም ምልካይን፣ ታርኽ ናይ ስነ-ጥበበኛታት ሌላ ምስ ሰብ ሞያ ፣ ብመንግዲ ናይ ስነ- ጥበብ ንክንሓስብን ንድህስስን ንክንፈልጥን ይሕገዛና ፤፣