Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣብ ሞንትባርድ Montbard ወይ ከቲኚ Quetigny ወለንተኛታት ንምዃን

ምስ ኤስፓስ ሶሻል l’Épicerie Sociale

ኣዳላዊ Epicerie Sociale et Solidaire ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

እዚ ናይ EPIMUT መደብ ፣ ኣብ Quetigny ከምኡ ውን Montbard ኣባ ምሻጥ ነገራት ወለንተኛታት ኣብ ምድርዳር ንብረት፣ ዋጋታት ኣብ ቲኬት ምጥቓዕን፣ ዓማዊል ምእንጋድ ዝሕግዝ ሰብ ንደሊ ኣለና።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ማህበርና l’Épicerie Sociale ብምስታፍ ፣ ናይ በረንሳ ብቕዓትኩም ምምሕያሽ ይከኣል እዩ።

ን ወለንተኛታት ኣብ መወዳእታን ን CV ኦም ዝበቅዓ ናይ ስራሕ ተመክሮ ከም ዘለዎም ዝሕብር ምስክርነት ክረኽቡ እዮም ።

ወለንተኛታት ተሳተፍቲ ሓድሽ ብቕዓት የድደልድሉ ፣ ወይ ንዝነበሮም የማዕብሉ

ከምኡውን ተሳተፍቲ ሓደሽቲ ሰባት ነበርቲ እቲ ከባቢ ናይ ምልላይ ዕድሎም እውን ይብርኽ

ከመይ ንገብሮ?

ብቀጥታ ን ኣባላት d'EPIMUT ኣብዚ ካርታ ብ እትረኽብዎ ሓበሬታ (ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 9 ክሳብ
12ን 30 ፈረቕን፣ ከምኡውን ካብ ሰዓታት 13 ፣30 ክሳብ
17). ርኸቡና

· ብ ቴለፎን እውን
: 03.80.46.89.49 ou 03.58.02.10/02

· ብ ኢመይል : epimut-quetigny@mfbssam.fr ou
epimut-montbard@mfbssam.fr ou en direct ምርካብናይ ይከኣል እዩ ።

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • margotgltምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • mhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • epimutኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles