Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ናይ መናኣሰይ ካርድ ኣብ ጁራ Jura ብምውናን

ምስ ምስ Info Jeunes Jura

ኣዳላዊ Info Jeunesse Jura ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

ጁራ ዩት ኣድቫንቴጅስ ካርድ ንኹሎም ትሕቲ 30 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት € 10 ምጉዳል ዋግ ካርድ እዩ።

ኣብ ምሉእ ዓመት ልዕሊ 4,000 ምጉ ዳል ዋጋ፡ ፍሉያት ቅድመ-ምድላዋትን ነጻ ንጥፈታትን ክትጥቀሙ ትኽእሉ ኢኹም፡ ሲነማ፡ ቤት መግቢ፡ ስፖርት፡ ባህሊ፡ ዕዳጋ፡ መጓዓዝያ፡ ክዳውንቲ፡ ድኳናት፡ ፍቓድ መዘወሪ መኪናን ካልእን።

እቲ ካርድ ካብ 1 መስከረም ክሳብ 31 ነሓሰ ዝጸንሕ ኮይኑ ዓመት ምሉእ ክዕደግ ይከኣል።

ኣገዳሲ ሓበሬታ!
ብቋንቋ በርገንዲ-ፍራንቸ-ኮምተ ጥራይ ዝርከብ ኮይኑ ኣብ ሓያሎ ዞባዊ ሕታማት ይርከብ፡ ቤሳንሶን/ሃውት-ዳውብስ፡ ዲጆን ሜትሮፖል፡ ሃውት-ሳኦን፡ ጁራ፡ ሞንትቤልያርድ፡ ኒቭረ፡ ሳኦን-ኤት-ሎየር፡ ቴሪቶር ደ ቤልፎርትን ዮንን።ዝርዝር ናይ መሸጢ ነጥብታት ኣብ www.avantagesjeunes.com ርኸቡ።www.avantagesjeunes.com

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ዝተፈላለየ ሸመታኹም ናይ ምጉዳል ዋጋ ኽሰቡ። ንኣብነት ኣብ ሬስቶራንት፣ ማጋዚና፣ ናይ ጽባቐ ነገራት ወዘተ ፣ ንኽህልወኩም ይሕግዝ

ንናይ ትርፊ ግዜ፡ ስፖርትን ሙዚቃን ንጥፈታት ቅናስ ኣለካ፡ ምድያብ፡ ዮጋ፡ ካርቲንግ፡ ፓድል ቦርዲንግ፡ ምድያብ ገረብ፡ ጂምናዝየም፡ ሳዕስዒት፡ ቦውሊንግ፡ መጻወቲ በረድ ወዘተ።

ምፍላጥ ዘገድስ!
እትሰርሕሉ ንጥፈት ክህሉ ግድን’ዩ!

ምኻድ ናብ ኣብ ሲነማ፣ ናይ ምርኢት ቦታታትን ኣብያተን ንባብን ዘሎ መኽሰባት ንምድህሳስ ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nessrine maizaተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noushkaተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • ecananተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olgamyተርጓሚ/ሚት
  • carte avantages jeunes juraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles