ምስ Dispositif d'Inclusion Par le Sport (DIPS) - ኣብ ስፖርት ንጠፉ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣብ ስፖርት ንጠፉ

ምስ ምስ Dispositif d'Inclusion Par le Sport (DIPS)

ኣዳላዊ UFOLEP CVL , DRAJES CVL, ARS CVL, Agence Nationale du Sport, Région CVL, DREETS CVLኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

ስፖርታዊ ንጥፈታት ብቐጻሊ፡ ብጉጅለን ምእንቲ ጽቡቕ ሃዋህውን ርኸቡን ምልምማድን፡ ኩዕሶ እግሪ፡ ኩዕሶ ሰኪዔት፡ ባድሚንተን፡ ኣልቲሜት፡ ብሽክለታ፡ ሆኪ፡ ክሪኬት...ካልእን ግበሩ

L'UFOLEP ዩፎለፕ ነቲ ልምምድ ከከም ኩነታት ቅርጽኻን ደረጃኻን የመዓራርዮ: ኣትሌቲክ ትኹን ኣይትኹን ጽቡቕ ዕድል ኣሎ።

ዕላማ ልምምድ ሓደ ስፖርታዊ ንጥፈት ፡ ምዝንጋዕ፡ ንሓንቲ ህሞት ጽቡቕ ምህላውን ምልውዋጥን ምስ ካልኦት ሰባት ምክፋል እዩ።

እዚ ስጉምቲ እዚ ካብ 2014 ጀሚሩ ኣብ ኩለን ክፍልታት ዞባ ሴንተር-ቫል ደ ሎየር ዝጸንሐ እዩ።

ስፖርታዊ ንጥፈታት ዝካየደሎም ቦታታትን ዕለታትን ንምርካብ ምስ ናይ ክፍልኹም ዩፎለፕ ክትራኸቡ ኣለኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ንደስታ ፣ ጽቡቕ ንኽስመዓኩምን፣ ንምዝንጋዕ፣ ውልቃዊ ዕግበት ንምርካብን
  • ምንቅስቓስ ኣካላት ምግባር፡ ስቲም ምግባር፡ ንነብስኻኹምን ምዝንጋዕ
  • ኣካላዊ ሕውየት ምሕብሓብን ኣካላትኩምን ንምጥንካርን
  • ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ዝተፈላለየ ስፖርታዊ ንጥፈት ርኸብ
  • ኣብ ስፖርታዊ ውድድራት ተሳተፉ

  • ምሕዝነታዊ ህሞታት ምልውዋጥን ምክፋልን።
  • ውዕዉዕ ስምዒታት ምምዕባል
  • ምስ ኻልኦት ብዝበለጸ ተፋለጥ
  • ርእሰ ተኣማንነት ኣማዕብልን ርእሰ-ምትእምማን ኣዕብዩን።

  • ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩን እሞ ስጉሙን
  • ዝያዳ ናጻ ኩን ተበግሶ ውሰድ
  • ክብርታት ስፖርት ምትሕልላፍ፡ ፍትሓዊ ጸወታ፡ ምክፋል፡ ምክብባር፡ ምትሕግጋዝ፡ ሓድሕዳዊ ምትሕግጋዝ፡ ምሕረት...

ከመይ ንገብሮ?

ምስ UFOLEP ናይ ክፍልና ክትረቡና ምስ እትደልዩ ተለፎናትና ፤

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 18000 Bourges, France
  • 0659827663
  • s.camus@ufolep.org

  • 18100 Vierzon, France
  • 0659827663
  • s.camus@ufolep.org

  • 41290 Oucques La Nouvelle, France
  • 0640510504
  • ufolep41@laligue41.org

  • Muides-sur-Loire, France
  • 0640510504
  • ufolep41@laligue41.org

  • 41200 Romorantin-Lanthenay, France
  • 0640510504
  • ufolep41@laligue41.org

  • 41700 Chémery, France
  • 0640510504
  • ufolep41@laligue41.org

  • Orléans, France
  • 0771072872
  • m.gentil@ufolep.org

  • 45300 Pithiviers, France
  • 0771072872
  • m.gentil@ufolep.org

  • Montargis, France
  • 0771072872
  • m.gentil@ufolep.org

  • 45500 Gien, France
  • 0771072872
  • m.gentil@ufolep.org
Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • Aceምምሕዳር
  • ufolep cvlተርጓሚ/ሚት
  • rama anzouተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
  • alaa alissaተርጓሚ/ሚት
  • marion24ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles