Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

እስፖርት ምዝውታር ወይ ምግባር

ምስ ካቡ ቡ

ኣዳላዊ Kabubu Paris ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ኩሎም እስፖርት በነጻን ኑክሉ ጾታ ክፉት ኢዩ ፤ ኣብ ኩሉ ዓይነት ክንሳተፍ ንኽእል ከም እስፖርት ፣ ናይ ባስኬት ቦል ፣ ክዕሶ እግሪ፣ ጉያ ፣ ሳዕስዒትን ከም’ውን ቦኩስ ፤፣

ንምንታይከ የዘገድስ?

ንኩሉ ሰብ እንቃዕ ብደሓን መጻኹም\ኽን ፣ ኣብ ኩሉ ዓይነት እስፖርት ንክስታፉ\ፋ እና ተሓጎስና ብክብሪ ንዕድም፤፣

ኣብዚ ቦት ምምጻእ ምስ ሓደሽቲ ሰባት ናይ ምፍላጥ ዕድል ይፈጥር ፣ ኣስልጠንቲ ምስ ኩሉ ሰብ ኣብ ምውህሃድ ክእለት ኣለዎም፣ ናብዚ ምምጻእ ብዘይ ስክፍታ ክትመጹ\ጻ ኣለኩም\ክን ፣፤

ከመይ ንገብሮ?

ካቡ ቡ ዘቅርቦም ናይ ኩሉ ዓይነት ንጥፈታትን ሓበሬታትን ንምፍላጥ ምስ ናይ እዚ ኮምኒቲ እስፖርት ኣብ ግሩብ ናይ ዋሳብ ምምዝጋብ ይከኣል ኢዩ ፤፣

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • margotgltምምሕዳር
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • camille lተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_39243168ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • aman expertተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_93887086ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • kabubuኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • nalothmanተርጓሚ/ሚት

Liens utiles