ምጥላብ ባህላዊ ንጥፈት ንምስታፍ ዘኽእል ካርድ
ኣዳላዊ Pass Culture ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 8 moisእቲ pass Culture ሓደ ኣገልግሎት ናይ ፋይናንስ ሕእገዝ ኮይኑ፣ መንእሰያት ባህሊ ናይ ሃገር ፈረንሳ ን ኽድህስሱ ዝዓለም እዩ
እቲ ብ መልክዕ ቸክ ክሳብ ናይ 200 ዩሮ ዝበጽሕ ስልዒት ካብ ደቂ 17 ክሳብ 18 ዓመታት ን ዘለዉ ሰባት ናይ ባህላዊ ንጥፈታት ንኽድህስሱ ዝሕግዝ እዩ።
- ናብ ሲነማ ምኻድ ፣ ሙዝየማት ወይ ቤተመዘክር ምድህሳስ
- መጽሓፍቲን ፣መጋዚናት ምግዛእ
- ኣብ ዎርክሾፓት ምስታፍ
- ሙዚቃል ፊልምታትን ዳውንሎድ ንምግባር ዝኣምመሰለ ንጥፈታት ዘክዝተተ እዩ
ከምኡውን ብቐጥታ ኣብ ነጻ ኣገልግሎታት ምስታፍ ንዝካየድ ንጥፈታትዘካተተ እውን እዩ።
ኣገዳሲ ሓበሬታ! እዚ ካርድ ንምጥቃም ኣብ ፈረንሳ ንልዕሊ ዓመት ዝነበረ ክኸውን ይግባእ
ነዚ ንምርካብ ዜግነት ምህላው ግዴታ ኣይኮነን፣ ኣብ ትካል ትምህርቲ (ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ፣ ማእከል ስልጠና ወዘተ)
ነዚ ንምርካብ ዜግነት ምህላው ግዴታ ኣይኮነን፣ ኣብ ትካል ትምህርቲ (ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ፣ ማእከል ስልጠና ወዘተ)
እቲ ዋጋ ከከምዕድመኦም ይፈለለ እናወሰከ ይኸይድ እዩ ፣እቶም መንእሰያት ግን ይስርሑ ኣይስርሑ ዝወሃቦም ክፍሊት እዩ።
- 50€፣ ን ደቂ 17 ዓመት
- 150€ ዩሮ ድማ ንደቂ ዓመት 18
- ፈለማ ንምጥላብ እቲ ብ pass Culture ዝፍለጥ ኩፖን ክሳብ 19 ዓመትኩም ኣብ ዘሎ ግዜ
- እዚ ካርድ እዚ ናይ ጠቃምነት ግዜኡ ክሳብ 21 ዕድሜኹም የገልግል
ቅድሚ ስልጠና ምጅማርኩም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳን ኩነታትኩም ንምፍላጥ ውልቃዊ ኣኼባ ናይ ምግባር የኽለኩም።
- እዚ ካርድ እዚ ናይ ጠቃምነት ግዜኡ ክሳብ 21 ዕድሜኹም የገልግል
ቅድሚ ስልጠና ምጅማርኩም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳን ኩነታትኩም ንምፍላጥ ውልቃዊ ኣኼባ ናይ ምግባር የኽለኩም።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
claudia m
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት