ምንባር ኣብ ግዝያዊ ናይ ሓባር መንበሪ ገዛ
ምስ ምስ l'association Caracol
ኣዳላዊ Association Caracol ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእዚ መደብ እዚ ኣብ መንጎ ስደተኛታትን ደቂ ከባብን ዝካፈል ግዝያውን ነጻን ኣባይቲ ምርካብ ዞኣለመ እዩ ።
ናይ ሓባር መንበሪ ምስ ፈረንሳውያንን ካልእ መበቆልን ርክብ ክትፈጥር የኽእለካ። ከከም ድሌታትካ ማሕበራዊ ደገፍ እውን ክህልወካ ይኽእል እዩ።
እንተወሓደ ን12 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ናይ ሓባርን ግዝያውን መንበሪ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
መንበሪ ገዛ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምምልካት ን መንበሪ ገዛ
መንበሪ ገዛ እረክብ፣
ንሓጺር እዋን ዝኸውን ግዝያዊ መጽለሊ ገዛ ምርካብ፣
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ምፍላጥ ባህሊ ፈረንሳይ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
association caracolኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት