ንናይ ቀረባ ተሓታቲ ምዃን
ምስ MAINtenant

ንናይ ቀረባ ተሓታቲ ምዃን

ምስ 
MAINtenant

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ26 nov. 2021

እንታይ ኢዩ?

ዕላማ ናይ`ዚ መደብ ብድርብ ሓገዝ ናይ ድጋፍ ምርካብ ፣ ን ኣብነት መንበሪ ገዛ ምርካብ ኣብ ማእከል መደቀሲ ናይ ኩዋልያ መቀበሊ ንስዴተኛታት ሓተቲ ዑቕባ መጽንሒ መሰጋገሪ ክሳብ ናይ ውልቃዊ መንበሪ ገዛ ምርካብ እዩ።

ተወሳኺ ኣብዚ ቦታ ናይ ዝተፈላልዩ ዓይነት ባህሊ ክንካፈሉን ፣ ኣብዚ ቦታ ድልዱል ዝኾነ ዝምድና ምፍጣርን ይከኣል። ዕላማ መደብ ናይ ሕጂ ንስደተኛታት ንምእንጋድ ምስ ሕብረተ ሰብ ሃገረ ፈረንሳ ንምውህሃድ ወይ ንምግባር ይሕግዝ ::

ኣብዚ መደብ ኣባል ብሙኻን ንሓደሽቲ ረፍጂ
ስደተኛታት ኣብ ምውህሃድን ናይ መጻኢ መደባቶም ንምህናጽ ፣ ፣

መስመር የዕሩኽ ወይ ማሓዙት ንምርካብ ምፍላጥን ኣብ ማእከል ምስ ደቂ ዜጋታት ንምህሃድ ፣ ስራሕ ንምርካብ ንእሽተይ ድፍኢት ናይ ሓገዝ ምግባር ::

መን ሓገዝ ክረክብ ይኽእል ?

ክሎም ን ስደተኛታት ኣብ ማእከል መንብሪ ኩዋልያ ዝቀመጡ ናይ ዑቕባ ዝረኸቡ ኣብዚ መደብ ተጠቀምቲ ናይ ሓገዝ ክኾኑ ይኽእሉ::

ናይ ወልንታዊ መሰረት ሓደ ሰብ ወይ መጻምድቲ ፣ ወይ ቤተሰብ ረፍጂ ስደተኛታት፣ ኣብዚ መደብ ልክዕ ከም ብልግነት ሒዞም ክተሓጋገዙ ይኽእሉ፣ ናይቲ ስደተኛ ባህሊ ፣ ድልየት ፣ ፍሉይ ነገር ኣብ መበቆል ሃገሩ ዝርከብ ፣ ከካፍል ይኽእል።

ብኸመይ መን ባሊጋ ወይ ተሓጋጋዚ ምዃን ይከኣል ?

መንእስያት ልዕሊ ዕድመ ፣ ሰብ ሞያ ፣ ማንም ሰብ ንስደተኛ ናይ ምሕጋዝ ባህጊ ዘለዎ ካብ ኵሉ ዓለም ዝምጹ\ጻ ናብዚ መደብ ንምጽንባር ድልየት ዘለዎም ይግባእ ::

ኣብዚ መእብ ዘድልዩ ወይ ዝጠለቡ ነገራት ፣ መጀመርያ ባሊጋ ንምዃን ወይ ሓገዝ ንምብርካት ድልየት ክህልው ኣለዎ ፣ ን ኣብነት ኣብ ወርሒ ብውሑድ ክልተ ሳዕ ግዜ ምርካብ ::

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ግዜ

ኣብ ወርሒ 2 ግዜ ምርኻብ

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ግዜ

ኣብ ወርሒ 2 ግዜ ምርኻብ

ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓገዝ ምግባር ሓይሊ ምሃብ ርእሰ ተኣምምነት ንምፍጣር

ካብ ማእከል ግዝያዊ መንበሪ ናይ ኩዋልያ ነብሶም ክኢሎም ኣብ ናይ ምውጻእ ግዜ ንስዴተኛታት ሓገዝ ምብርካት ኣብ ህይወቶም ዓቢ ግደ ኣለዎ ፣

ንኣብነት ወገንዊ ስራሕ ኣብ ምድላይ ናይ ሓገዝ ኣብርክቶ ክትትገብሩ ትኽእሉ ::

ንጥፈታት ብምዳልው ረፍጂ ኣብ ምውህሃድ ናይ ሓገዝ ኣብርክቶ ምግባር

ምስ ስደተኛታት ብውሑዱ ኣብ ወርሒ ክልተ ብምርኻብ ንጥፈታት ከተካይዱ ትኽ እሉ ንኣብነት ፣ ብሓባር ናብ ደገ ምዝዋር፥ ኣብ ደገ ቡን ምስታት ምዝንጋዕ፣ ስፖርት ምግባር፣ ብሓብር ምስ ስድራቤት ናብ ናይ መዛንግዒ ቦታ ምኻድ ::

ከም ኩነታቱ ዘደልዩ ነገራት ምምላእ፣ ብፍላይ ስደተኛታት ዝብህጎም ቦታታት ፣ ብዝያዳ ብሓባር ንክትመርጹ መሰል ኣለኩም ::

ምሕዝነት ምፍጣር

ንስደተኛታት ብልግነት ወይ ናይ ሓገዝ ድጋፍ ምግባር ብኣንጻሩ ውን ካብቲ ሰብ ሓደ ተመክሮ ክትከስቡ ትኽእሉ ::

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ከባቢኹም ዘሎ ግዝያዊ መንብሪ ናይ ኵዋልያ ኣለልዩ

ኣብዚ ዝስዕብ ሊንክ ብምጥዋቅ መንበሪ ገዛ ናይ ኵዋሊያ ክንረክብ ንኽእል carte de Coallia

ተምዝጊብኩም ፎርሙል መልእኩም ለኣኹልና

ንፎርሙል ቅጥዒ formulaire.

ዝቅጽሉ በብደረጃታት ኣብዚ ተሰሪዖም ኣለው ici .

ሓበሬታት ብክፈክ ክትሳተፉ ትኽእሉ

ምስ ካልኦት ልዕሊ ዕድመ ናይ ወልንታዊ ዝሰርሑ ናይ ዝርርብ መደብ ተዳልዩ ኣሎ፣ ኣብ መወዳእታ ከምኡውን ምስ ግሩፕ ተሓጋዝቲን ረፍጂ ስደተኛታት ዝያዳ ሓበሬታት ንምርካብ ናይ ምርኻብ መደብ ተዳልዩ ኣሎ ::

ሓደ ሰብ ወይ ሓንቲ ስድራ ናይ ረፍጂ ዑቕባ ምስ ረኸበት ካብ ናትና ኣባላት ናይ ምርኻብ መደብ ሓሳብ ንምቅይያር ቆጸራ ክገብርልኩም ኢዮም፣ ኣብ ናይ መጀምርያ ቆጸራ መዓልቲ ኣብ ማእከል መቀበሊ ምስ ሓደ ወይ ሓንቲ ኣሲታንስ ሶስያል ወይ ተሓጋጋዚ\ት ዘለውዎ ርክብ ከተካይዱ ኢኹም ::

ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
16 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
14እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Coallia

Coallia