Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣብ ፓሪስ ስፖርት ንምግባር

ምስ ምስ Up Sport ! unis pour le sport

ኣዳላዊ Up Sport ! unis pour le sport , Rebornኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 роки тому

ማሕበር ኣፕ ስፖርት ኣብ ሰሙን 7 ስፖርታዊ መደባት የቕርብ፤
- ምሕማስ
- ዮጋ
- ኪክ ቦክሲንግ
- ቴብል ቴኒስ
- ቮሊቦል
- ብሽክሌታ
- ባድሚንተን

እቶም ክፍለ ግዜታት ብነጻን ብዝተሓዋወሰ ጉጅለታት ዝተወደቡን እዮም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ፓሪስ ሓያሎ ስፖርታት ይቐርቡ።

ንቕድሚት ንምስጓምን ብዛዕባ ቅድድም ብሽክለታ ንምፍላጥን ዝሕግዙ ዓውደ መጽናዕትታት እውን ኣለዉ።

ጽቡቕ ምፍላጥ :

ምሉእ መደብ ኣብዚ ici. ኣሎ ።

እቶም ስፖርታዊ መደባት ምትሕውዋስ ባህልታት፡ ማሕበራዊ መበቆል፡ ቅዲታት የፍቅዱ።

ከም ጋንታ ምስ ሓያሎ ብሄራትን ኣብ ኩሉ ዕድመ ዘለዎምን ሰባት ስፖርት ትጻወት።

ምክፋል፡ ምክብባር፡ ማዕርነት፡ ኣብ ጉጅለ ምንባር፡ ኣብ ቅርጺ ምጽናሕ፡ ጽቡቕ ግዜ ምዝንጋዕ፡ ምዝንጋዕ...ትጠቕም

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ፡ 06 32 35 68 07
  • ብኢመይል፡ contact@unispourlesport.paris

11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • elenbkተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_14587093ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • karineupsportኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles