ምስ Refugee Food - ምኽሻን መግቢ ኣብ ዝዛዕብኡ ዓውደ መጽናዕቲ ተሳተፉ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽሻን መግቢ ኣብ ዝዛዕብኡ ዓውደ መጽናዕቲ ተሳተፉ

ምስ ምስ Refugee Food

ኣዳላዊ Refugee Food , Les petites cantines, HOBAኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

ስደተኛታት ከሸንቲ ሞይኦም ዘተግብርሉ ነጻ መደረኽ ኮይኑ።ዕድል ምርካብ ዝሕግዝ መደብ እዩ

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ካብ ብ ዝተፈላለዩ ናይ ሶርያ፣ ሱዳን፣ ኢትዮጵያ፣ ሊባኖስ፣ ዩክሬን... ካብ ነፍሲ ወከፍ ሃገር ብዝመጹ ሜላታትን ቀመማትን ምስራሕ ክትመሃሩ ዘኽእል እዩ።

እምበኣርከስ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓውደ መጽናዕቲ ኣስታት 10 ሰባት ኣለዉ፣ ብሓባር ክኽስኑን ኣብ መወዳእታ መግቦም ኣህቢሮም ይበልዑን ክካፈሉን እዮም።

ምስ ሓያሎ ብሄራት ዘለዎም ሰባት ክትራኸብን ጽቡቕ ግዜ ከተሕልፍን ጽቡቕ ዕድል እዩ።

ከምኡውን ኣብ ምሉእ እቲ ንጥፈት ብፈረንሳ ኢኻ ትረዳድእ፣ እዚ ድማ ሓደስቲ ቃላት ንምምሃርን ብቃል ንምስጓምን ዝሕግዝ ሜላ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ቅድሚ ኣብ ዓውደ መጽናዕቲ ምክፋልኩም ምዝገባ የድሊ።

ምዝገባን ሓበሬታን ብኢመይል : mattea@refugee-food.org

ኣድራሻታት ናይ ምብሳል ዓውደ መጽናዕቲ፤
HOBA : Parc Martin Luther King, 44 Rue Bernard Buffet, 75017 Paris
ከምኡውን Les Petites Cantines : 94 boulevard Vincent Auriol, 75013 Paris.
፡ 75013 ፓሪስ እዩ ኣድራሻና።
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 94 Bd Vincent Auriol, 75013 Paris, France
  • mattea@refugee-food.org

  • Parc Martin Luther King, 44 Rue Bernard Buffet, 75017 Paris, France
  • mattea@refugee-food.org
Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • refugeefoodተርጓሚ/ሚት
  • gitoroተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • darcyተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • nenehኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles