ጽቡቕ ን ኽስመዓኩም ስፖርት ግበሩ
ምስ ምስ Primo-Sport
ኣዳላዊ UFOLEP ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому"ፕሪሞ-ስፖርት" ንሓደስቲ መጻእቲ ዝኸውን ሰለስተ ናይ ስፖርት መደባት ንሃቀነ ኮይኑ፡ ዝተፈላለየ ዕላማታትቱ እዞም ዝስዕቡ እዮም፤
- ስሩዕ ልምምድ ስፖርት (3 ወርሒ)
- ዜጋታት ብስፖርት ምስልጣን (6 ወርሒ)
- ሞያዊ ውህደት፡ ከም እኒ ኣብ ስፖርትን/ወይ ቀዳማይ ረድኤትን ዝኣመሰሉ ዝልጠናታት ምርካብ
ካብተን ሰለስተ መደባት ሓንቲ ድሕሪ ናይ መጀመርታ ገምጋም ምምራጽ ይከኣል እዩ።
ብድሕሪ ሓንቲ ምስ ድሕረ ባይታት ተመክሮ ድሌታትኩምን ዝሰማማዕ ዓይነት ምምራጽ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምምሕዳር
ስራሕ
ስፖርት ምግባር
ምልላይ ምስ ሓደሽታት ሰባት፣
ኣብ ሞያ ስፖርት ስልጠና ምርካብ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
mariamተርጓሚ/ሚት
mariamhoteitተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
v.meryኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
clo5454ተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
lcoop12ተርጓሚ/ሚት