ምምስራትን ሓባራዊ ህይወትን ሌላን
ምስ ጂ ኣር ኤስ ፣ ጀነስ JRS Jeunes
ኣዳላዊ JRS France ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуመደብ JRS Jeunes ደቂ ዓዲ ፈረንሳውያን ከምኡ`ውን ስዴተኛታት ካብ ኵሉ ዜጋታት ኣብ ሓደ ጣውላ ንጥፈታት ብምድላው፣ ንምርኻብን ንምፍላጥን ይሕግዝ :: ዝዳለው ንጥፈታት ናይ ባህላዊ ፣ ማሕበረዊ ናብራ ፣ ስነ-ጥበብ ፣ ስፖርትን ካልእን ዓይነት ይዳለው:: ብማዕረ ንኵሉ ብዘይ ኣፈላልይ ይቀርቡ፣ ኣብ ቦታ ጂ ኣር ኤስ መንእሰይ ንምስታፍ ወይ ንምክያድ ዝኾነ ዓይነት ንጥፈታት፣ ኩሉኹም መርሓባ ይብል።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
20 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
nourምምሕዳር
utilisateur_20876292ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_41222952ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_4575503ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
utilisateur_90145802ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
aman expertተርጓሚ/ሚት
utilisateur_39243168ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
utilisateur_72712685ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
tinlaaተርጓሚ/ሚት
denissተርጓሚ/ሚት
jrsjeunesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
nalothmanተርጓሚ/ሚት