ምስ Avec Secours Catholique Bourgogne - ምርኻብ ሓደስቲ ሰባት ኣብ እንዳ ቡንን ሻሂን - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርኻብ ሓደስቲ ሰባት ኣብ እንዳ ቡንን ሻሂን

ምስ ምስ Avec Secours Catholique Bourgogne

ኣዳላዊ SECOURS CATHOLIQUE délégation Bourgogne ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ሓደሽቲ ሰባት ክትላላዩ ትደልዩ ዶ? ማሕበርና ማሕበር ካቶሊክ ሰኩር ናባና መጺኹም ቤተሰባዊ ዝኾነ ጽቡቕ ናይ ምልላይን ዕላልን ምዝርራብን ብዛዕባ ካልኦት ሰባት ባህልን ልምድን ምልላይን ናታትኩምውን ብተማሳሳሊ ኣብ ምልልላይን ዝዓለመ ናይ ፍቕርን ሕውነትን ጽቡቕን ደስ ዝብልን ግዜ ከተሕልፉ ይዕድመኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

! ንዑ ኣብዚ ኣብዚ ናይ ቡን ሻሂ ! ናይ ወካዕካዕ እዋን ፣ ሓደሽቲ ሰባት ክትላለዩን ጽቡቕን ደስ ዝብልን ግዜ ከተሕልፉ ኢህን-ምሂን ክትብሉ ንዕድመኩም።

እዚ ምእንቲ ስሩዕ ምሕዝነታዊ እዋናት በብቑሩብ ንሓድሕድና ክንፋለጥኩም ምስ ግዜ ዝምድናታት ክንሕሎ ጽቡቕ መገዲ ምህናጽ እዩ።

ንጥፈታት ወይ ምውጻእ ትደሊ ዲኻ? ንዑ ሓሳብ ኣቕሪብኩም ምስ ምሉእ ጉጅለ ህነጽዎም!

ከመይ ንገብሮ?

ኣብዚ መሐበሪ ካርታ እትርእይዎ ዘለኹም ቀይሕ ነጥቢ ብምጥዋቕ፣ ሓበሬታ ኽትርከቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣገዳሲ ሓበሬታ፣ ብምኽንያት እዋን ለበዳ ኮሮና፣ ገለ ጉጅለታትና ካብ ንጥፈታተን ደው ኢለን ስለ ዘለዋ፣ ናብቲ ቦታ ቅድሚ ምኻድኩም፣ ብምድዋል ኣጣልሉ። እቲ ኹነታት ብምርዳእኩም ኣቐዲምና ነመስግን ።

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 2 Rue Colette, 21240 Talant, France
  • 03 80 58 23 63

  • 11 Rue des Remparts, 21170 Saint-Jean-de-Losne, France
  • 03 80 68 09 80

  • 16 Rue Gassendi, 21700 Nuits-Saint-Georges, France
  • 03 80 62 36 98

  • 21320 Pouilly-en-Auxois, France
  • 03 80 68 09 80

  • 21230 Arnay-le-Duc, France
  • 03 80 68 09 80

  • 2 Rue Jean Jacques Rousseau, 21150 Venarey-les-Laumes, France
  • 03 80 96 84 1906 89 65 59 10

  • 14 Rue du Faubourg Saint-Martin, 21121 Fontaine-lès-Dijon, France
  • 03 80 68 09 80

Chargement de la carte...

Liens utiles