ናብ ማሕበረ-ሰብ ሲንጋ "SINGA" ኣብ ፓሪስ ተጸምበሩ፣
ምስ ሲንጋ ፓሪስ"SINGA Paris"
እንታይ ኢዩ?
ሲግና "SIGNA" ጽቡቕ ርክብ ኣብ መንጎ ሓደሽቲ መጻእቲን (ፍቓድ መንበሪ ወረቐት ዘለዎምን ዘይብሎምን ማለት ሓተትቲ ዑቕባን) ከም ኡውን ነበርቲ ሃገርን እተን ዘአንግደኦም ማሕበራትን ዝሓቖፈ እዩ፣
* ወነንቲ ትካላት ንምዃን ምስናይ
* ናይ ቋንቋ ስልተና መደብ ብ ( ብጽሕፈትን ዝርርርብን )
* ናይ ገዛ ጸገም ንምፍታሕ
* ናይ ባህልን ስፖርትን መአብ ምክያድ
እቲ ዕላምኡ ነፍስ ወከፍ ሰብ ዕድል ረኺቡ ዝሳተፈሉን ናይ ማንም ሰብ ሓሳብ ዘይንጸገሉን ንኹሉ ዝሓቁፍን ማሕበር ምምስራትን እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ዞባ\ ዴባርትሞ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ዝተፈላለዩ መደባት ይቕርብ የሳትፍ
ዕላምኡ ኣብ መንፈስ ናይ ምህዞን ምብልሓትን ናይ ነፍስወከፍ ሰብ ዓቕሚ ኣብ ጥቕሚ ንኸውዕል ዝብል ሓሳብ ተመርኲሱ ይሰርሕ ።
አተፈላላዩ ንጥፈታት ምእንጋድ፣
ሓያሎ ናይ ባህሊ፣ ናይ ኣፍልጦ ዘዕብዩ ንጥፈታት ፣ባሃላዊ መደባትን ካልእል ኣትሳተፍሎም መደባት የዕዝዝ
ባዕልኹም እተካይድዎም መደባት ኣብ ምድላው፣ የተባብዓኩም
ኣባላት ሲንጋ "SINGA" ኣብ ምህብታም ባህልታት ዝሓቖፈ ልምምዳት ከሰንዩኹም ፣
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ኢመይልና ግበሩልና
ክትሳተፉ ደስ ዶ ምበለኩም? ኣድራሻና contact@singa.fr ፣ ምርካብና ይከኣል
ብዛዕባ ሲንጋ ፓሪስ"SINGA Paris" ብዝያዳ ንኽትፈልጡ ምስ እትደልዩ፣
ከምኡ'ውን ኩሉ ሓበሬታ ብዛዕባ ንጥፈታትናን፣ ክትፈልጡን ክትረኽቡናን ምስ እትደልዩ ፣ ብቐጻሊ ኣብ ፈይስ ቡክ ኣድራሻና Facebook SINGA Paris t instagram @Singaparis ። site internet . ክትከታትሉና ትኽእሉ ኢኹም።