ምስ La Cocotte Solidaire - ምልላይ ምስ ካልኦት ነበርቲ Nantes ናንተ ምግቢ እናከሸንኩም - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምልላይ ምስ ካልኦት ነበርቲ Nantes ናንተ ምግቢ እናከሸንኩም

ምስ ምስ La Cocotte Solidaire

ኣዳላዊ La Cocotte Solidaire ኣቐድዲሙ ዝነበረ 8 місяців тому

la cocotte solidaire ላ ኮኮት ሶሊደየር ማዕጹኡ ን ኹሉ ክፉት እዩ።

እዚ ውሑስ ዝኾነ ቦታ ኩሉ ሰብ እናኣዕለለ ንግሆ ናይ ምኽሻን ትምህርቲ ምምሃርን ኣብ እዋን ንምሳሕ ብሓባር ዝምስሓሉ ምሕዝነታዊ ጥ ቦታ እዩ።

ኩሉ ሰብ ኣብቲ ቦታ ዘሎ ወካዕካዕታ ይሳተፍን፣ ብምትሕግጋዝ ኣበርክቶ ይሳተፍን :...

ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ዝመጻእካሉ ግዜ፣ ናይ መጸንበርቲ ክፍሊት መጠን ኣባልነት ብነጻ ኮይኑ ፣ ደሓር ግን ናይ ኣባልነት ስማዊ ወይ ውሑድ ክፍሊት ዘለዎ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብዘይካ እቲ ልሙድ ናይ ምብሳል ግዜ ቴማዊ ዓውደ መጽናዕትታት እውን ይቐርብ፤

  • ምልላይ ነጻ ሶፍትዌር
  • ምስኣል ስእሊ ኣብ ዓለባ
  • ምኽኣል ጽገና መዓልታዊ ዘገልግሉ ኣቑሑት።
  • ድሕሪ ቀትሪ ጸወታታት ወይ ኣብ ሕርሻ
  • ወዝተ...
እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ንኣሎፎን (ፈረንሳ ጽቡቕ ጌሮም ዘይዛረቡ) ክፉታት እዮም።

ንምሕዛዝ ናብዚ ኣድራሻ ብምኻድ መደባትና calendrier d'activités. ክትውከሱ ድሕር ኣይትበሉ .

  • ኣብ ናይ ሓባር ዘተ ግዜታት ብቋንቋ ፈረንሳ ምስታፍ
  • መደባት ዜጋታትን፣ ከምኡውን ንካልኦት ምትሕግጋዝን ተበግሶታት ምውሳድ ወዘተ።

  • ምርኻብ ካብ ዝተፈላለየ ባህሊ ዝመጹ ሰባት
  • ጽቡቕ ግዜ ምሕላፍ።

ከመይ ንገብሮ?

ክትሳተፉ ምስ እትደልዩ፡ ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም፤

ምጹና ካብ ሰሉስ ክሳብ ሰንበት ኣብ መንጎ ሰዓት 10 ንግሆ ክሳብ 15 ናይ ምሸት
Passer la carte

Lieu d'accueil

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • Aceምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • hadudmak19ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • la cocotte solidaireኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mgoተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • hugo stéphanተርጓሚ/ሚት

Liens utiles