ባህላዊ ንጥፈታት ዝምልከት ዝልጠና ምውሳድ
ምስ ናይ ሙስሰ መድባት
እንታይ ኢዩ?
እዚ መድደብ እዚ፣ ናይ ሃገረ ፈርንሳ ባህሊ ንምድህሳስ ዘፍቅድ ከምኡውን ዕድላት ናይ መስልጠናታት መስመራት ይኽፍት።
እንተደኣኣ ኣብ ፈረንሳ ትነብሩ ኲንኩም እሞ ። ባህላዊ ንጥፈታትኩም ከተማዕብሉ ድሌት ሃልይኩም፣ እሞ እዚ መድብ ስልተና ኢ የገድሰኩም እንተኾይኑ፣ ብዘይ ጥርጥር ፈትንዎ!
እቲ መድብ ፣ ንምቕርራን ባህልታት ዝተወደ እዩ። ምስ ዝተፈላለዩ ስነጥበባያን ብምስናይ፣ እዚ መድደብ እዚ ምስ ስነ ኣምሮኣዊ ሕውየት ዝተኣሳሰረ ኣውን እዩ።
ኣብዚ ባህላዊ ንጥፈት እዚ ብምስታፍ፣ ናይ ባህሊ ቋንቋን ብምጽግናን ነይ ፈረንሳ ብርሒብ ዳህስሱ፣ እዚ ድማ ብ ቀጻሊ ምስ ዝተፈላለዩ ስነ ጥበባውያን ብምርኻብ ፣ ዝከየድ ናይ እንካን ሃባን ንጥፈታን፣ ን ህንጸት ማሕበረሰባዊ ኣክይዳን ንምፍላጥ እውን ሓጋዚ እዩ።
ንመን ኢዩ ፧
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ዕለት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ዝመጻኽም\ሉ\ላ ወይ ዝኣተኽም\ሉ\ላ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ምድህሳስ ሓፈሻዊ ባህሊ ሃገረ ፈርንሳ
እቶም ባህላዊ ንጥፈታት ፣ ናይ ሙስሰ ብምስታፍኩም፣ ነጻ ናይ መእተዊ መደብ ናይ ሃብታም ባህሊ ክትሳተፉ ክጥእሉ። ዝተፈላለዩ ኮንሰርት፣ ምርኢታትን ትድህስሱ።
ዝተፈላለዩ ደስ ዝብልኹም ንጥፈታት ክትመርጹ ትኽእሉ፣ ደስ እናበለና ኣብt Tokyo la Manufature ኦፔራ ራሪስ Tokyo, la Manufacture , Frac Plateau ፍራ ፕላቶ፣ Île-de-France ሞኮ , MO.CO Montpellier, ቻክ ብሪተይን le CAC Brétigny etc... ወዝተ
ናይ ስነ ጥበባዊ ልምምድ ዳህስሱ
እዚ መደብ ናይ ትምህርቲ ሓደ ክፋል ናይ ኣንተርሚቶ እዩ ፣ ተማህርካ ዝክፈል መደብ ሒዙ ይቀረብ፣ ናይ እዚ መደብ ተጠቀምቲ ክትኮኑ ትኽእሉ ኢኹም።( ሙዚቃ፣ ናይ ኢደ ጥበብ ስርሓት፣ ስእሊ ወዘተ)
ብ ፕሮፈሽናል ፣ ዝኾነ ኣገባ ዝበሰሉ ጥበባውያን ንምርካብ ፣ብ ፍሉይን ርቀት ንምስትምቓርን ምስታፍ ጥበብን ፣ ናይ ሓባራዊን ውልቃዊን ተሳትፎ ንምኽዕባት ፣
ስነ ኣእምሮኣዊ ምንቕቓሕ ብጥባብ ንምድህሳስ
ኣብዚ መደብቋንቋ ፈርንሳ ቃላት ብሰብ ሞያ ናይን ጥዕና መንፈስ ምስልሳል። ኣዞም ኣብዚ መስርሕ ዝሳተፉ ጥበባውያን ፣ ምስ ናይ ኣእምሮ ሰብ ሞያ ብምሽራኽ ፣ መንቋሕቋሕታ፣ ሕልናን ነብሲን ንኸወሃህዱ፣ ጸቕጢ፣ ሕሉፍ ራዕዲን ንምውጋድ ዝሰርሑን እዮም።
ሓደ ካብ መደባት ናይዚ ጥበብ እዚ፣ ን ኣብ ህይወት ዝሽገሩ ሰባት እውን ምትብባዕ እዩ እሞ ፣ ኣብ ኣከባቢኹም ዝተዓዘብኹሎም፣ ነዚ መድደብ ይምልከቶም እዩ ኢልኩም እትሓስብዎም ሰባት ኣብ ምስታፍ እውን ንድሕሪት ኣይትበሉ።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ናብ ኣያያዲ እዚ መድደብ እመይል ግበሩ
Mailto :
refugies.culture@habitat-humanisme.org
Facebook : refugiesurgencehabitathumanisme