Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ዩኒፎለፕ UFOLEP 86

UFOLEP 86
ኣዳላዊUFOLEP 86

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት

ኣበይ ?

ምስታፍ ኣብ ስፖርታዊ ጋንታ ምቛም

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 7 mois

እንታዩ’ዩ ?

ስፖርታዊ ንጥፈታት ከም እኒ፣ ቮሊቦል: ባስኬት፣ ኩዕሾ እግሪ፣ ቦክስ ፣ ክሮስፊት ...

ጋንታ L'UFOLEP 86 ዝተፈላላዩ ምድባት ናይ :

  • ሕውስዋስ (ኣወዳትን/ኣወዳትን )
  • ናይ ደቀንስትዮ ብፍላይ

ስፖርታዊ ንጥፋታት ምክያድ፣ን ገዛእ ርእስኹምን ንኻልኦትን ታሕጓስ ዘለዎ እዋን ምክፋል።

i ምፍላጡ ኣገዳሲ ! l'UFOLEP 86 ናይ እቲ መደባት ንጥፈታት ተወከሱ

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ ስፖርታዊ ንጥፈት ምስ ካልኦት፣ ካብ ዝተፈላለዩ ድህረባይታ ዝመጹ ሰባት ናይ ምልላይ ዕድል ይፈጥርን የተሓዋውስን እዩ ።

ናይ ጋንታ ንጥፈታት ጽቡቕ እዩ ፣ ምኽንያቱ ናይ ምዝርራብ ዕድል ስለ ዝፈጥር ።

እቲ ንጥፈታት ኣብ እቲ ሕብረተሰብ ብቐሊሉ ንምውህሃድ ይሕግዝ።

ኣብ ስፖርታዊን ባህላዊን ንጥፈታት ምስታፍ፣ ኣብ ዝተፈላላዩ ቦታታት ምጉዓዝ፣ እዚ ሓደ ካብ ክ ኣከባቢን ደፓርትመንትን ምፍላጥ ዝሕግዝ ንጥፈታትት እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ን ጋንታ UFOLEP 86 ክትበጽሑ ትኽእሉ :

  • ብ ቴለፎን : 07 71 63 57 00 ou 07 84 98 74 08
  • ብ ኢመይል: pcordeau@laligue86.org

ኣብ ቤት ጽሕፈት ና UFOLEP 86 ኣድራሻና

18 rue de la Brouette du Vinaigrier

86 000 Poitiers እዩ

ኣብ ላዕሊ ገጽ

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

marianne georgesmarianne georgesምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
youyouተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
vikpetrukvikpetrukተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaanastasiaተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
zhannazhannaተርጓሚ/ሚት
ufolep 86ufolep 86ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ