ስፖርት ምግባር
ምስ ሁሞ ኮፕ- ኣለም ፍራንስ Humacoop - Amel France

ስፖርት ምግባር

ምስ 
ሁሞ ኮፕ- ኣለም ፍራንስ Humacoop - Amel France

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 1 août 2022

እንታይ ኢዩ?

እንተደኣ ኣብ ስፖርታውያን ጋንታታ ተጠርኒፍኩም ክትጻወቱ እትኡ ፣ ሓደስቲ መጻእቲ ኣብ ፈረንሳ ኴይንኩም ሁሞ ኮፕ- ኣለም ፍራንስ Humacoop - Amel France ባይታ ኣለዋ

ካብ 2019, ዝጀመረ ጸገም ዘለዉ ሰባት ብ ስፖርታዊ መንፈስን ንጥፈትን ብፍላይ ን ነበርቲ Grenoble.ግሮኖብልን ከባቢኣ ዝዓለመ እዩ

i ምፍላጡ ኣገዳሲ!

:ኩሎም ንጥፈታት ብነጻ !

ንመን ኢዩ ፧

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ንጥፈታት ስፖርት ብ ናጻ ምስታፍን ሓደስቲ ሰባት ምልላይን።

እዞም ንጥፈታትና፣ ነጻን ን ኹሉ ዘሳትፍን እዩ፣ ንኹሉ ሰብ ክፉታት እዮም። ብ ኸምኡ ድማ ምስ ካልኦት ናይ ፖርት ተሳተፍቲ ትፋለጡ።

ባህላዊ ናይ ብዝንጋዕ መድባት እውን ተሰላስሉ

ካብ እቲ ናይ ስፖርታዊ ንጥፈታት ወጻኢ ዝኾነ ናይ ስፖርት መደባት እውን ብምስልሳል። ምስ ሓፈሻዊ ናብራን ኣነበራን ናይ ኣከባቢኹም ከም እትወሃሃዱ ንገብር!

ብ እስፖርት ኣቢልኩም ተዋሃህዱ

እቲ ናይ ስፖርት መደባት፣ ፣ ማሕበራዊ ህይወት ናይ ከተማ ግሮኖብልን ከባቢኣን ከም እትወሃሃዱ ይገብረኩም፣ ሓደስቲ ሰባት ትላልዩ

ኣከባቢኹም ዳህስሱ

እዞም ዝተፈላለዩ ስፖርታዊ ንጥፈታት ኣብ ኢዘር፡ ሳቮይን ሆት-ሳቮይን ይካየዱ። ነቲ ኽሊ ብዝያዳ ኽትረኽቦ ኣጋጣሚ ኽትረክብ ኢኻ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ተመዝገቡ :

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
0 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Humacoop Amel-France