ወላንታዊ ኣብርክቶ ምግባር
ምስ ኩዞ Causons

ወላንታዊ ኣብርክቶ ምግባር

ምስ 
ኩዞ Causons

ብሕጽር ዝበለ፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ23 janv. 2023

እንታይ ኢዩ?

ወልንታዊ ምኻን ምስ ኩዞ .ምስታፍን ምስ ማሕበር ኣብ መዓልታዊ ናብራ ምብርካት, ምርኻብ ምስ ሓንቲ ዓባይ ስድራ ንማንም ሰብ ዋጋ ናይ ክብሪ ምሃብ

ወልንታዊ እንተ ኮንካ ክትገብሮ ዝግብኣካነገር 

-ምውዳብ በዓላት ናይ ክልተ ባህልን ሕብረተ ሰብን 

ን-ሓደ ወይ ሓንቲ ካብ ናትና መምሃራን ምሕጋዝ ደገፍ ምግባር 

-ምስታፍ ኣብ ምርድዳእን ዝርርራብን ኣብ ወሽጥን ወጽእን ናይ ማሕበር 

ኩዞ ሓንቲ ማሕበር ናይ ሰናይ ተሓጋጋዚት ኣሲሶሽን ማሕበረዊ ናይ ሞያ ፣ ንስዴኛታት ናይ ረፍጂ ዑቕባ ዝረኸቡ\ባ ምስ ደቂ ዓዲ ብሓሳባት ናይ ቋንቋ ባህልን ንምልውዋጥ ዝዓለመ መደብ ኣብ ሊዮን ፓሪስን ዝጨንፈሩ ትካል ኮይኑ ፤፣ 

ቦታ ናይ ቋንቋ ባህሊን ሃይማኖትን እዩ !

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ መንጎ ክልተ ባህሊ ምልወዋጥ ወይ ምቅይያር

ኣብ ማሕበር ናይ ኩዞ በዚ ኣጋጣሚ ናትኩም ባህልን ናይ ካል እ ሕብረተ ሰብ ትላልየይ ዕድል ይፍጥር ፤፣ 

ከብርክት ከም ዝኽል ምርዳእ

ምስ ማሕበር ኩዞ ኮንካ ምዕያይ ሓደ ስጉምቲ ምውሳድ ፣ ምስ ሓደሽቲ ስዴተኛታት ን ናይ ዑቕባ ዝወሰዱን ምስ ተቀብልቲ ማሕበረዊ ሕብረተ ሰብ ኮንካ ሓደ መደብ ምህናጽ ፤፣ 

መኽሰብ ክእለት ናይ ተምክሮ

ብሳላ ፣ እዚ ማሕበር፣ ንስኹም ውን ብዝቀልጠፈ መንገዲ ሓድ ዓቢ ክእለት ናይ ሞያ ኣብ ኩሉ ነገራት ከተጥርዩ ትኽእሉ፣ በዚ ኣጋጣሚ ኣብ ዝኾነ ምስታፍ ናይ በዓላት፣ ንዝርርብን ካልእ ዝኾነ ነገራት ፣ ብናትና ግሩፕ ደገፍ ሓገዝን ኩሉ ግዜ ክትረክ ትኽእሉ 

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
Causons

Causons