ምምሃርን ምርዳእን ንትምህርቲ ምኩስኻስ
ምስ Avec Lumni ሉምኒ
ኣዳላዊ Délégation interministérielle pour l'accueil et l'intégration des réfugiés ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansሉምኒ ሓንቲ ዓምዲ ናይ ዌ ሳይት ኮይና ንተማሃሮ ንመንእሰያት ኣብ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ዘለው ንክምሃሩ ዕድል ትከፍት፤፣ ኣብዚ ዓምዲ መደብ ናይ ሉምኒ ንመንእሰያት ኣብ ምምዕባልን ምርዳእን ሓፈሻዊ ናይ ባህልን ሕብረተ ሰብ ናይ ዓለምን ኣብ ከባቢና ዘለው ንምርዳእን ንምፍላጥን ዕዮ-ገዛ ኣብ ምስራሕን ናይ ሓገዝ ዕድል ኣስትምህሮ ብናይ ቪድዮ መስርሕ ተቕርብ፤፣