እናኸሸንና፣ ቋንቋ ፈረንሳ ንመሃር
ምስ ለ ኮፕ ደ ካሌ Le Coupé Décalé

እናኸሸንና፣ ቋንቋ ፈረንሳ ንመሃር

ምስ 
ለ ኮፕ ደ ካሌ Le Coupé Décalé

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 31 mai 2022

እንታይ ኢዩ?

እዚ ማሕበር እዚ ፣ ን ናይ ሓበ መዓላ ዝካፈል መግቢ እናኸሸነ፣ነግሆ ንግሆ ፣ ብ ነጻ ን ካብ 18 ክሳብ 30 ዓመት ዕድመ ንዘለዉ ሰባት ዝቕልብ እዩ።

ድሕሪ ቐትሪ ፣ ,ድማ ኩሉ ምድላዋት ናይ ምኽሻን የካይዱ

ከምኡ እውን ቋንቋ ፈረንሳ ስለተና ፣ ወትሩ ሓሙስ ካብ ሰዓታት 13h45. ንህብ

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 10h ክሳብ 17h

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

35 - Ille-et-Vilaine

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 10h ክሳብ 17h

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

35 - Ille-et-Vilaine

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ሓደን ነጻ መግቢ ንምርካብ

ኣብኡ ንምስታፍ ዕድሜኹ ትሕቲ 30ክኸውን ኣለዎ

ምእንቲ ክትክሽኑ

ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ናይ ምሸት ን ኹሙ ዕድመ ዘካተተ

ኩሎም ዘድልዩ ነገራት ዝተዳለዉ እዮም ፣ ማለት ካብ ፎርኖ፣ መከ|ሰኒ ኣቑሑ፣ ፍሪጅ፣ መግቢ።ኩሎም ዝርዝራት (ዘይቲ ፣ ጨው፣ ሕሩጭ ወዘተ...).

ንምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ

ናይ ስልጠና መደብ ካብ ሰዓት ሓሙስ 13ን 45 : ንምስታፍ ተመዝገቡ

ን ምስልጣን ፣ ሰባት ንምርካብ፣ ንምዝንጋዕን

እቲ ሓባራዊ ስራሕ፣ :ኣብ መንጎ ብዝተፈላለዩ ፣ ጸወታታት፣ ስእሉ ምስኣል ኬክ ምስራሕ ፣ ባህላዊ ንጥፈታት ዘካተተት ክ ካልእን እዩ።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ብ 02.99.36.46.55 ወይ 06.56.68.17.51 ደውሉልና

ወትሩ ዓርቢ ሰዓት 10h ክሳብ 17h ክፉት እዩ ማዕጾታ

ኢመይል ጸሓፉልና coupedecale.aerea@arass.fr

coupedecale.aerea@arass.fr

ወይ ብኣካል ምጹና ናብ ኣድራሻና Venez nous voir au 23 rue de la Donelière 35000 Rennes

ካብ ሰቡይ ክሳብ ዓርቢካብ ሰዓታት 10hክሳብ 17h.

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
1 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
10እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Le Coupé Décalé