ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ፣ ምኽሻን
ምስ ፈስቲቫል መግቢ ስደተኛታት
ኣዳላዊ Refugee Food ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansፈስቲቫል መግቢ ስደተኛታት፡Refugee Food Festival በብዓመቱ ኣብ ከባቢ 20 ሰነ፡ ዓለማዊ መዓልቲ ስደተኛታት ዝካየድ ፈስቲቫል ምግቢ ምግቢ እዩ።
ኣብ villes française11 ከተማታት ፈረንሳ፡ ፓሪስ፡ Paris, ሊል፡ Lyon,ሊዮን፡ Marseille,ማርሴ፡ Bordeaux,ቦርዶ፡ Rennesረን፡ ናንተስ፡ Nantes ዲጆን፡Dijon ሞንትፔልየር፡ ቱርን ኒስን ኣብ ዝርከባ ቤት መግቢ ይካየድ።
ኣብዚ በዓል እዚ ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ክትሰርሕን ባህልኻ ከተካፍልን ትኽእል ኢኻ።
ነዚ ስራሕ ደሞዝ ትረክብ።
ድሕሪ እቲ ፈስቲቫል ቀዋሚ ስራሕ ኣብ ምርካብ ወይ ኣብ ምምጋብ ስልጠና ክትድገፍ ትኽእል ኢኻ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
diplosamተርጓሚ/ሚት
youተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
anastasiaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
refugeefoodተርጓሚ/ሚት