Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ባዓላዊ ኢንተግረሽን (ውህደት ምስ ሕብረተሰብ) ምጥጣሕ፣

ምስ ጉዕዞ ውህደት ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ "ሬፑብሊካን" ፣

ኣዳላዊ Direction générale des étrangers en France , Le Parcours d'intégration républicaine, Office français de l'immigration et de l'intégrationኣቐድዲሙ ዝነበረ 5 років тому

ኣብ ፈረንሳ ንፈላማ እዋንኩ ምዲኹም ትመጹ ዘለኹም፣ ኣብታ ሃገር ከ ንነዊሕ ክትጸንሑ ድዩ መደብኩም ? ምስታ ሃገር ምንውህሃ ድ ዝወተንኩሞ መደባት
ኣለኩም ዶ?

ነዞም ዝስዕቡዕላማታት ብምሕሳብ

*ምስ መሰረታውያን ክብርታት እታ ሃገር ምልላይ

* ቋንቋ ፈረንሳ ምምላኽ

*ኣብ ስራሕ ንምስታፍ

* ርእስኻ ምኽኣል

ንምንታይከ የዘገድስ?

ዕድላት ናይ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኩሉ ጽፍሕታታ

ምስ መሰረታውያን ክብርታት እታ ሃገር ምልላይ ፣ ኣብ ናይ ቤትጽሕፈት ወረቓቕቲ ምሕጋዝን።

ምስ መሰረታውያን ክብርታት እታ ሃገር ምልላይ

ምስ ኣማኸርቲ እቲ መሳለጥያታ፣ ዝኾኑ ሰብ ሞያ ፣ ንምርኻብ ክትከስቡ ፣ ቆጸራ ንምሓዝ ርኸቡና።

ከመይ ንገብሮ?

ተራኸቡ ኣብ ጥቓኹም ምስ ዝርከብ። ምስ ናይ ፈረንሳ ናይ ስደተኛታታን ምውህሃድን ምጥያስን ቤት ጽሕፈት።

i ንዝያዳ ሓበሬታ ፣

ንኽትረኽቡና ኣብዚ ጠውቑ vous pouvez rechercherici . ኮድ ናይ ከባቢኹም ኣእትዉ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • bissoተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • lanie456ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • iegorተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_49695548ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles