ምርካብ ሓበሬታ ንምንባር ኣብ Saint-Nazaire
ምስ ምስ PARL'On
ኣዳላዊ Association Solidarité Estuaire ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ans
PARL'On, ሓደ ን ዑቕባ ዝረከቡ ስደተኛታት ሓገዝ ዝገብር መስርሕ ወይ ባይታ እዩ። ኣብ መዓልታዊ ናብራ ኣብምስልሳል ዝሕግዞም፣ ናይ ቤት ጽሕፈት ወረቕት ከም ዝርድእዎ፣(ትምህርቲ ቋንቋ፣ ምምራሕ መኪና ወዘተ) ከምኡ እውን፣ (ምርብ ምው ማሕበራት፣ ትካላት፣ማእላትን ካልእን ምልላይ)ንዚንካልእን ፣ ኣብ ናይ ሓገዝ ንምርካብ ኣብ ኢንተርነት parlon.solidarite-estuaire.fr/ ሓበሬታ ይህብ።
: parlon.solidarite-estuaire.fr/ i ኣገዳሲ ሓብሬታ፣ ነዚ
ሓለፋታት እዚ ንምኽሳብ ንስኹም እውን፣ኣብቲ ዝዳሎ በዓላት ብምስታፍ ፣ ኣብ ስልተናታት ንወርሾብን ብምስታፍ፣ ካልእን ኣብ ዙርያ ህይወትኩም ዘለዉ ንነገራት ፣ ናይ ትምህርቲ ፣ስልጠና፣ መሰል ስራሕን ካልእን ክትፈልጡ መታን ንኢንተርነት ብቐጻሊ ተኸታተሉ። parlon.solidarite-estuaire.fr/
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...