ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ፓሪስ Paris (5ème) ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርስቲ
ምስ ምስ DU RESPE - Sorbonne Université
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Srobonne Université ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) Passerelle ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእል።
እዚ ናብ ላዕለዋይ ትምህርቲ ምምላስ ስደተኛታት (RESPE) ናይ 400 ሰዓታት ስልጠና ኮርስ ብጠቕላላ ቅድመ-ምድላዋት፤
- ትምህርቲ ፈረንሳ (ንደረጃ B2 ንምድላው ብድምር 182 ሰዓታት)፣
- ስራሕቲ,
- ኣብ ፈረንሳ ንዝካየድ ዩኒቨርሲቲን ሞያዊ ፕሮጀክትን ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ...
እቲ ስልጠና ን2 ሰሚስተር (9 ወርሒ) ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ካብ መስከረም ክሳብ ጥሪ ከምኡ’ውን ካብ ለካቲት ክሳብ ግንቦት ዝጸንሕ እዩ።
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሶርቦን ዝወሃብ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ንባህሊ እንዳዳህሰስካ ፍልጠት ቅሰም፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
a mugnierምምሕዳር
hugo stéphanተርጓሚ/ሚትadmin-du-suኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mariamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
katarginaተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
darlapmተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት