ምምሃር Champs-sur-Marne ትምህርቲ ምህንድስና
ምስ ምስ Programme Étudiants Réfugiés / École des Ponts ParisTech
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , École des Ponts ParisTech, Union Européenneኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእዚ ሓደ መሳግሮ ኣፍደገ ስልጠና፡ ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡሳን ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ምህርትኹም ንምቕጻል ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእሎም።
ሓደ ማዕጾ ስልጠና፡ ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡሳን ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእሎም።
እዚ ን505 ሰዓታት ዝጸንሕ "ፕሮግራም ተማሃሮ ስደተኛታት" ዝብል ኮርስ፤
- ንቅይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና
- ዝተፈላላዩ ንጥፈታት
- ከምኡ ውን ኣሰራርሓን ኣካይዳን ኣፍልጦ ናይ ዩኒቨርስታት ኣብ ፈረንሳ ምግንዛብ
ክፍለጥ ዘለዎ!
እቲ ስልጠና ክልተ ሰሙን ዝጸንሕ ኮይኑ (8 ኣዋርሕ ),ካብ መስከረም ክሳብ ጥሪ፣ ደሓት ድማ ካብ ለካቲት ክሳብ ግንቦት ይካየድ
እቲ ስልጠና ክልተ ሰሙን ዝጸንሕ ኮይኑ (8 ኣዋርሕ ),ካብ መስከረም ክሳብ ጥሪ፣ ደሓት ድማ ካብ ለካቲት ክሳብ ግንቦት ይካየድ
ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ተመሳሳሊ ስልጠናታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ ሻምፕስ-ሱር-ማርን ኣብ ዝርከብ ኢኮል ደስ ፖንትስ ፓሪስ ቴክ ዝተገብረ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።
>ንዝያዳ ሓበሬታ En savoir plus sur le DU Passerelle : voir la fiche Réfugiés.info ተወከሱ
ምፍላጡ ዘገድስ!
ንምዝገባ ፣ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ bac+2 ዝኾነ ደረጃ ይጠልበኩም
ንምዝገባ ፣ ናይ ላዕለዋይ ደረጃ ትምህርቲ bac+2 ዝኾነ ደረጃ ይጠልበኩም
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ምምሃር
ፈረንሳይ
ወግዓዊ ዲፕሎማ አርክብ ፈተና ንምሕላፍ
ትምህርተይ ንምቕጻል ምስ ትካል ፓሰረል"Passerelle" ብምትሕብባር እኹል ምድላው እገብር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ግቡእ ዝኾነ ናይ ትምህርቲ ዕድል ንኽትረክብ ሓገዝ ምርካብ፣
ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምምሃር፣
ስልጠናታተይ ምጽናዕን ምምሃርን፣
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
nouተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
iris_5033ተርጓሚ/ሚት
naghamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianne georgesተርጓሚ/ሚት